Friday , May 3 2024

ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ምስ ኣርሴናል ክፍርም ተቃሪቡ።

ስፓኛዊት ጋዜጣ ኣል ናሽናል ዝተባህለት ከምዝሓበረቶ ኤርትራዊ ዝመበቆሎ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኣሊክሳንደር ኢሳቕ ምስ ጋንታ ኣርሴናል ክፍርም ተቓሪቡ።

ብመሰረት እዛ ጋዜጣ ዝሃበቶ ሓበሬታ ጋቦናዊ ኢመሬክ ኡባሚያንግ ብሰንኪ ምጉዳል ስነስርዓት ናይ ካብቴን ተርኡ ተሓዲጉ ከም ተቀያሪ ክከውን ስለዝተገብረ: ምስ ጋንታ ኣርሴናል ናይ ምቅጻል ተኽእልኡ ትሑት ብምኻኑ ንዕኡን ንፈረንሳዊ ኣሊኤክሳንደር ላካዜትን

ተኬኡ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ክፍርም ምኻኑ ሓቢራ።

ጋንታ ሪያል ሶሲዳድ ኣልክሳንደር ኢሳቅ ካብ ባርሴሎናን ካልኦት ናይ ስፔየን ጋንታት ዝመጸ ጠለብ ብምእባይ ምስ ኣርሴናል ግን ከይተሰማመዐት ከምዘይትተርፍ እታ ጋዜጣ ወሲኻ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com