Friday , May 3 2024

ኣስትሪድ ዝብል ስም ኣዝዩ ተፈታዊ ስማ ኣዋልድ ይኸውን ኣሎ።

ኣስትሪድ ዝብል ስም ብዝበዝሑ ወለዲ ይምረጽ ኣሎ ተባሂሉ። ኣቐድም ኣቢሉ ን ኣስታት 6 ዓመታት ኣዝዩ ተፈታዊ ዝነበረ ስም ኣሊስ ዝብል እዩ ኔሩ–ብመሰረት ስታቲስቲክስ ሽወደን። ን ኣወዳት ቆልዑ ኸኣ ኒልስ ዝብል ስም ንዊልያም ብምትካእ እቲ ኣዝዩ ፍቱው ስም ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ። እዚ ስም ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኦሊምፒስ ክልተ ናይ ወርቂ መዳልያ ምስ እተዓወተ ኒልስ ቫንደር ፖል ምትሕሓዝ ክህልዎ ከም ዝኽእል ተገሊጹ’ሎ።

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com