Monday , May 6 2024
Jonas Ekströmer/TT

ኣብ ሰሜናዊ ጠረፍ ሃገራት ስካንዲናቭያ ሕጽረት ሰብኣዊ ዓቕሚ ምህላዉ ተፈሊጡ።

ኣብ ሰሚናዊ ጠረፍ ሽወደን፡ ፊንላንድን ኖርወይን ሕጽረት ዓቕሚ ሰብ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ድማ ኣብ ሰሜናዊ ጫፍ ሓውሲ ደሴት ስካንዲናቭያ ዝርከባ ትካላት ትምህርቲ፡ ምምሕዳራት ከተማን ካልኦት ውድባትን ካብ መላእ ዓለም ሰራሕተኛታት ንምስሓብ ተሪር ምትሕብባር ይገብራ ኣለዋ።

እዚ ዞባ ውሑስ፡ ጽላት ኢንዱትሪኡ ዝማዕበለን ፍሉይን እዩ ክብል ፡ ሌፍ ፓያርቪ ካብ “ኣርክቲክ ቮኬሽናል ፋውንዴሽን” ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com