Monday , May 6 2024

ኣብ ስርዓተ ጸጥታ ሽወደን ጉድለት ከምዘሎ ተነጊሩ።

ኣገልግሎት ጸጥታ ሽወደን ሳፖ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣብ ሓለዋ ጸጥታ ጸዓት ሽወደን ርኡይ ጒድለት ምህላዉ ምግላጹ ጋዜጣ ዳገንስ ኒሂተር ሓቢራ። እዚ ጸብጻብ ሳፖ ከም ዘመልክቶ እዚ መርበብ ናይ ኣባላት ጸጥታን ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ድሕነት ኣብ ምሕላው ከም ዘየተኣማምንን ተወሳኺ ወፍሪ ከም ዘድልዮን ኣመልኪቱ’ሎ።

ሳፖ ዝሓለፈ ክረምቲ ኣብቲ ቦታ መርመራ ምክያዱን ኣብቲ ቦታ ናይ ጸጥታ ሽግራት ምህላዉ ምልላዩን ዳገንስ ኒሂተር ምሕባሩ ዝዝከር እዩ። በዚ ድማ ስቨንስካ ክራፍትናት ተወሳኺ ናይ ጸጥታ ድርዒታት ከድልይዎ ምዃኖም ለበዋ ተመሓላሊፉ’ሎ ይብል እቲ ጸብጻብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com