Wednesday , May 1 2024

ኣብ ሽወደን መልከፍቲ Covid-19 መሊሱ ይውስኽ

A record number of people were found to be infected with COVID-19 in Västra Götaland during week three. (AP Photo/Andre Penner) XAP106

ኣብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ቁጽሪ መልከፍቲ Covid ብ 50% ወሲኹ፡፡ በዚ ድማ ብዙሓት ሰባት ኣብ ሆስፒታል ዘድሊ ክንክን እናተዋህቦም ይርከቡ’ለው። በዚ ሃንደበታዊ ወሰኽ ሓያሎ ሆስፒታላትን ምምሕዳራት ከተማን ብርቱዕ ጸቕጢ ተሰሚዕወን ኣሎ፡፡ምምሕዳራት ከተማ ብፍላይ ብሰንኪ ምሕማም ሰራሕተኛታትን ኣብ መዕበዪ ህጻናትን ሆስፒታላትን ዝኽሰት ለበዳን ተወጢረን ኣለዋ። እዚ ይዂንምበር በቲ ሕማም ብኸቢድ ዝጥቅዑ ሰባት ብቚጽሪ ይውሕዱ ምህላዎም፡ እቲ ኩነታት ድማ ምስቲ ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ክነጻጸር ከሎ ኣዝዩ ዝተፈልየ እዩ ክብል ኣብ ጒዳያት ለበዳ ተጸዋዒ መንግስቲን ክኢላን ማግኑስ ጊስለን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com