Saturday , May 4 2024

ኣብ ትካላት ኣይሁድ ተወሳኺ ውሕስነት ንምርግጋጽ 10 ሚልዮን ክሮና ክወሃብ እዩ

The Synagogue in Gothenburg. Foto: Adam Ihse / TT / kod 9200

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጒዳያት ጸጥታ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክሮና ንወግዓዊ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣይሁድ ሎሚ ዓመት ክህብ
እዩ። እቲ ገንዘብ ኣብ ሽወደን ዝርከባ ጉባኤታት ኣይሁድ፡ ትካላት፡ ከምኡ’ውን ኣብያተ ትምህርትን ዝህሉ ኲነታት ጸጥታ
ንምምሕያሽ ዝውዕል እዩ። እዚ ብመንግስትን ዲሞክራስያውያን ሽወደንን ዝተበጽሐ ውሳነ፡ ድሕሪ’ቲ ሓማስ ኣብ ልዕሊ እስራኤል
ዘካየዶ ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ሳዕቤናቱን ኣብ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ኣይሁድ ዝፍጸም ስግኣታት እናወሰኸ ብምምጽኡ ምዃኑ
ሚኒስተር ጥዕናን ማሕበራዊ ጉዳያትን ያኮብ ፎርስሜድ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com