Friday , May 3 2024

ኣብ ኢራቅ ንጹሃት ሰባት ብምቕታሎም ዝተፈርዱ ወታደራት ኣመሪካ ምሕረት ይግበረሎም

ኣብ ሃገረ ኢራቅ ብ 2007 ዓመተ ምህረት ፡ 14 ሰለማውያን ሰባት ብምቅታል ብሕጊ ተፈሪድዎም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ወታሃደራት ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ፡ በቲ ናይ ስልጣን ግዚኡ ዝዛዘም ዘሎ ፕረሲደንት ትራፕ ፡ ምሕረት ከም ዝተገበረሎም ካብ ኣሜሪካ ዝወጸ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ብዘይካ እዚ ኣብ ጉዳይ ምርመራ ሩስያ ከም ምስክር ኮይኑ ዝተሳተፈ ድሓር ብሕጊ ተሓታቲ ኮይኑ ዝተፈርደ ኣማኻሪ እቲ መራሒ መንግስቲ ሓደ ካብኣቶም ምኻኑ ይንገር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com