Sunday , May 5 2024

ኣብ ከተማ ቦረስ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ሞያታ ተረኺባ። 

ኣብ ከተማ ቦረስ ኣብ ሓደ መንበሪ ገዛ ሓንቲ ሰበይቲ ሞይታ ከምዝተረኽበትን፣ ፖሊስ ንኣማዉታ እታ ግዳይ ኢደሰብ ኣሎዎ ብዝብል ጥርጠራ፣ ንሓደ 55 ዓመት ዝዕድሚኡ ሰብኣይ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ብምእታዉ ይምርምሮ ከምዘሎ ተፈሊጡ። 

ብመሰረት መግለጺ ፖሊስ እቲ ጥርጡር ብመሰረት ኣብ ኣካላት መዋቲት ብዝተረኽበ መጉዳእቲ ብዝታሓሓዝ ስለዝተጠርጠረ ብትእዛዝ ኣኽባር ሕጊ ኣብ መርመራ ክጸንሕ ከምዝተገብረ ክፍለጥ ተኻኢሉ። ምኽንያትን ዝርዝራዊ ሓበሬታ ብዛዕባ እቲ ፍጸመ ሓበሬታ ክዋሃብ ኣይሳዓቱ እዩ ዝበለ ፖሊስ እታ ከተማ መርመርኡ ክቕጽል ከምዝኾነን፣ ንተወሳኺ ምእካብ ጭብጥታት እቲ ከባቢ ተሓጺሩ ተክኒካዊ መርመራ ይካየድ ከምዘሎ ተነጊሩ ኣሎ። 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com