Thursday , May 2 2024

ኣብ ገበን ፍንጀራ ዝሳተፉ መንእሰያት ከቢድ ጸገም ዕዳ ዘለዎም እዮም ተባሂሉ

Credit: Johan Nilsson

ሓያሎ ፍንጀራ ዘካየዱ ወይ ነዚ ኣብ ምድላው ዝተሓባበሩ መንእሰያት ኣብቲ እዋን ከቢድ ዕዳ ዝነበሮም ኮይኖም፡ ክቱር ሕጽረት ገንዘብ ከም ዘንጽላልዎም ተገሊጹ። ዳህሳስ ሬድዮ ሽወደን ናብዚ መደምደምታ ዝበጽሐ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ምስ ፍንጀራ ብተተሓሒዙ ዝተፈርዱ ኲሎም ጒዳያት ትሕቲ ዕድመ ኣመልኪታ ድሕሪ ዘካየደቶ መርመራ እዩ። ስሙ ዝተቐየረ ኣሌክስ፡ ሓደ ካብቶም ኣብዚ ገበን ዝተሳተፉ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ኮይኑ፡ ናብ ንቡር ካብ ዕዳ ነጻን ህይወት ክምለስ ከም ዝደሊ ይገልጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com