Monday , May 6 2024
Johan Nilsson// TT

ኣብ ገዝኡ ተዓጽዩ ዝሞተ ሰብኣይ ድሕሪ 3 ዓመት ተረኺቡ።

ኣብ ሶደርማልም ዝበሃል ከባቢ ስቶክሆሎም ብ ሶኒይ ሓደ ዝሞተ ሰብኣይ ኣብ ገዝኡ ተረኺቡ። ፖሊስ ከምዝሓበሮ እቲ ዝሞተ ሰብኣይ ወዲ 80 ዓመት ምንባሩን ካብ ዝመውት ልዕሊ ሰለሰ ዓመትን ፈረቃን ከምዝገበረዩ። ናብቲ ገዛ ፖሊስ ክኣትዉ ከለዉ ዘገጠሞም ድማ ማእለያ ዘይብሉ ደብዳበ ዝበረሄ መብራህትን ዝተከፍተ ራዲዮንዩ።

እቲ ዝገርም ማንም ሰብ ብዛዕባ እዚ ዝሞተ ጠፊኡ ኢሉ ዘይመልከተ ዘይምህላዉ ኣዩ ይብል ፖሊስ። ሓደ ካብቶም ጎረቤት ነቲ ዝሞተ ሰብኣይ ብዙሕ ዓመት ገረ ከይራእኽዎ ኢሉ ን ኣካራይ ካምፓኒ ነቲ ገዛ ምስ ሓበረዩ እቲ ሰብኣይ ኣብ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com