Saturday , May 4 2024

ኣብ ጥቓ መዓርፎ ነፈርቲ ስቶክሆልም ዓብዪ ሓደጋ ባርዕ ኣጋጢሙ!!

ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ነዚ ሰኑይ ዝጀመረ ሓዊ ንምጥፋእ ኣብ ምርብራብ ከም ዝርከቡ ኸኣ ተገሊጹ’ሎ። እዚ ሓዊ መበገሲኡ ሃሩርን ነቕጽን ኮይኑ ኣብ ኒቢገት ወረዳ ኣብ ሓሙሽተ ሄክታር ዝበጽሕ ቦታ ምኽሳቱ ተፈሊጡ።

ኣብዚ ምርብራብ፥ ምስ ኣንፈት ንፋስ እናተንቀሳቐሱ ዝዓዩ 12 ኣሃዱታት መጥፋእቲ ሓዊን ክልተ ሄሊኮፕተራትን ተዋፊረን ምህላወን ተፈሊጡ’ሎ። ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ጸሊም ትኪ ብጻዕቂ ዝረኣየሉ ስእሊታት ዝተራእዩ ኮይኖም ዝኾነ ምትእጒጓል ትራፊክ ከም ዘይተራእየ ጸብጻባት ኣመልኪቶም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com