Saturday , May 4 2024
FILE - In this June 18, 2019 file photo, singer Ed Sheeran poses for photographers upon arrival at the premiere of the film 'Yesterday' in London. Sheeran?Äôs Divide Tour is one for the record books. Pollstar confirms the 28-year-old British singer?Äôs tour will set the all-time highest-grossing tour record with Friday, Aug. 2, show in Hannover, Germany. Pollstar forecasts the total gross to this point of $736.7 million will top the previous record of $735.4 million set by U2 in 2011.(Photo by Joel C Ryan/Invision/AP, File)

ኤድ ሺራን: ምውላደይ ካብ ሕማቕ ኣመላት ክዕቀብ ሓጊዙኑ

ህቡብ ደራፋይ ኤድ ሺራን: ሊራ ዝሰመያ ጓል: ድሕሪ ምብኳሩ ኣብ ህይወት ዝጸንሖ ኣጠማምታ ፈጺሙ ከም እተቐየረ ገሊጹ።

“ፍቕረይ: ቼሪ: ከም ዝጠነሰት ምስ ነገረትኒ ኣብ ህይወተይ ሓድሽ ንፋስ ክነፍስ ጀሚሩ። ብዛዕባ ዝበልዖን ዝሰትዮን ከይተረፈ እየ ክጥንቀቕ ጀሚረ። ኣልኮል ምስታይ ገዲፈዮ: ስሩዕ ምንቅስቓስ ኣካላት ከኣ ጀሚረ” ክብል ን ቢቢሲ ሬድዮ ዋን ኣብ ዝሃቦ ቃለመሕትት ሓቢሩ።

ብዘይካዚ: ኣቦ ምዃን ጻዕረኛ ሰራሕተኛ ንክኸውን ከም ዝገብሮ እውን ገሊጹ።

ቀደም ምሸት ስርሕ ሓዲረ ሰዓት 2 ወጋሕታ እየ ዝድቅስ ኔረ። ሕጂ ንግሆ ሰዓት 9 ተንሲአ ክሳብ ዕራርቦ ጥራይ እየ ዝሰርሕ። ቤተይ ኣትየ ምስ በዓልቲ ቤተይን ጓለይን ክኸውን ልዕሊ ዝኾነ ዝብህጎ ነገር ኮይኑ’ሎ ኢሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com