Sunday , May 5 2024
Prime Minister Stefan Löfven and Director General of the Public Health Agency of Sweden Johan Carlson. Foto: Duygu Getiren / TT kod 12080

ክታበት ልዕሊ 12 ዓመት ቆልዑ፡ ኣብ ወቕቲ ቀውዒ ክጅመር እዩ

ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ዓመት ክሳብ 15 ዓመት ዘለዉ ቆልዑ፡ ካብ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሮም፡ ክታበት ኮቪድ-19 ክወስዱ መደብ ተታሒዙ ከምዘሎ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ኣብ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ኣብቲ ኣጋጣሚ፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉድያት፡ ሌና ሃለንግረን፡ ዳይረኽተር በዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና፡ ዮሃን ካርልሶን፡ ከምኡ ውን ሚኒስተር ትምህርቲ፡ ኣና ኤክስትሩም፡ ከም ዝተረኽቡ ይፍለጥ።

 

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com