Saturday , May 4 2024

ዜና መጽሄት News Magazine 31 May 2020

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዜና መጽሔት

1. ብዛዕባ ሓተቲ ዑቕባ ባዕሎም ዝመርጽዎ መንበሪ ኣድራሻን ቦታን፣ ኣመልኪቱ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ብዝምልከት፣-

2. ኣብ እዋን ኮቪድ 19 ዘሎ ዕድላት ኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ክማሃሩ ንዝደልዩ ሰባት ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዕድላትን ትርጉሙን፣-

 ኩሎም መደባትና ብዝተሳለጠ መገዲ ማለት ዝስማዕ ዝራኣይ ዝንበብ ፈነወታት ኣልኮምፒስ ብሓደ ንምክትታል ዘኽእልኩም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣብ (Googole Play store ) ኣቲኹም Alkompis Tigrinja ኢልኩም ዝተዳለወ ኣፕ App ኣዉሪድኩም ክትጥቀሙ ከምትኽእሉ ነበስር።

 ብተወሳኺ መደባት ክሕይልን ድምጽኹምን ድምጽናን ብምዕባይ ኩሉ ጠለባትና ንኽማላእ ኣብዚ ዩትዩብ ቻነል ኣልኮምፒስ Subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ክትዕብይዎ ንሓትት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com