Sunday , May 5 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna 17 juli 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ሃገር ሽወደን ንስራሓት ዉድብ ዓለማዊ ጥዕና፣ ዝዉዕል ናይ 430 ሚልዮን ክራዉን ክትህብ ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ።

2. ብኮቪድ 19 ዝተሃሰያ ንኡሳን ምምሕዳራት ማለት ኮሙናት ንሓባራዊ ምኽርን ዘተን ዕድመ መንግስቲ ከምዝቐረበለን ተፈሊጡ።

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም።

ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com