Sunday , May 5 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ – Swedish News in Tigrigna 24 ሓምለ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ሽወደን ናብ ሃገራት ኤዉሮጳ ብባቡር ዝግበር ጉዞ ንምጅማር ዘኽእል ስራሕ ክበጋገስ ሓድሽ ዉሳነ ብመንግስቲ ወግዓዊ ኮይኑ።

2. ብምመልኢ ባተሪ ሞባይላት ዝጠንቁ ሓደጋታትን ጉድኣትን እንዳዓበ ምምጽኡ ተሓቢሩ።

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም።

ብተወሳኺ ኩሉኹም ተጠቀምቲ IOS ማለት ኣይፎን፣ iPhone, Ipad ካብ ሰኑይ 27 ሓምለ ጀሚሩኩም ካብ APP Store Alkompis tigrigni ኣኢልኩም ከተዉርዱ ከምትኽእሉ ንሕብር።

ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ኩሉ ዓይነት ሓበሬታ ንምርካብ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com