Sunday , May 5 2024
Foto: Claudio Bresciani / TT / Kod 10090

ዞባታት ኣብዚ ሳመር ሕጽረት ኣባላት ክንክን ጥዕና ክህልወን ከም ዝኽእል ኣፍሊጠን።

ኣብዚ ወቕቲ ሳመር፡ ኣብ ብርክት ዝበላ ዞባታት ሽወደን፡ ሕጽረት ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና፡ ብፍላይ ድማ ነርስታት ክህሉ ከም ዝኽእል፡ በዚ ድማ ሰራሕተኛታት እዚ ጽላት ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ናይ ዕረፍቲ ሳምንቲ ክወሃቦም ከም ዘይክእል መተሓሳሰቢ ቀሪቡ።

እዚ ሽግር፡ ብፍላይ ኣብ ዞባ ቬስትራ ዮትላንድ ተጋዲዱ ይረአ ምህላዉ ሰብመዚ ገሊጾም ኣለዉ። ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ንነርሲታት ምቹኣት ዘይምንባረን ዝገለጸ እቲ ሓበሬታ፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኣብ ነዊሕን ዕረፍቲ ዘይህብን ኣገልግሎት ተጸሚደን ምንባረን ዘኪሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com