Sunday , May 5 2024
(AP Photo/Efrem Lukatsky) XAZ149

ዩክሬይን ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ሩስያ ከቢድ ክሳራ ኣውሪደ ትብል።

ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊኣ ካብ ዝካየድ ኣትሒዙ ዩክሬይን ኣስታት 800 ወተሃደራት ሩስያ ምቕታላ ሚኒስተር ምክልኻል ዩክሬይን ገሊጹ።

ብዘይካዚ ልዕሊ 30 ታንክታት ሩስያ ካብ ስራሕ ወጻኢ ክኾና እንከለዋ 7 ነፈርቲ ኲናትን 6 ኤሊኮፕተራትን ሰራዊት ሩስያ ከም እተባርዓ ን ሚኒስተር ምክልኻል ዩክሬይን ብምጥቃስ CNN ጸብጺቡ’ሎ።

ሰራዊት ሩስያ ነዚ መሰረት ዘይብሉ እዩ ኢሉ ነጺግዎ’ሎ። እዚ ክሳራታት ሩስያ ብናጻ ሚድያ ክረጋገጽ ከም ዘይተኻእለ ኖርዌይ ቱደይ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com