Friday , May 3 2024
South African Health Minister Zweli Mkhize speaks during a press conference with Members of the National Command Council's Economic Cluster in Pretoria, South Africa, Tuesday March 24, 2020, one day after South African President Cyril Ramaphosa announced a three-week national lockdown to contain the spread of the coronavirus. For most people the virus causes only mild or moderate symptoms. For others it can cause more severe illness, especially in older adults and people with existing health problems. ( Phill Magakoe/Pool Photo via AP) XJD102

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ዶዛት ክታበት ኣስትራ ዘነካ ትሸይጥ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓደ ሚልዮን ዶዛት ክታበት ኦክስፎርድ – ኣስትራ ዘነካ ክትሸይጥ ምውሳና ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር፡ ዝዌሊ ምኽዜ፡ ገሊጹ።

እዚ ክታበት፡ ኣብታ ሃገር ንዘሎ ፍሉይ ጅር ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ዝተሓተ ምዃኑ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዘረጋገጸት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ነዚ ክታበት ናይ ምጥቃም መደባ ሰሪዛቶ ኣላ ክትብል ቢቢሲ ወሲኻ ኣረጋጊጻ።

ኣብ ክንዳኡ ነቲ ጆንሶን- ኤንድ -ጆንሰን ዝተባህለ ንጽል ዶዝ ክታበት ክትጥቀም ወሲና ምህላዋ ተፈሊጡ።

ክታበት ኣስትራ ዘነካ ብኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣቢሉ ናብ 14 መንግስታት ኣፍሪቃ ክሽየጥ ከም እተገብረ ዝገለጸ ሚኒስተር፡ ምኽዜ፡ ስም እተን ሃገራት ግና ክረቚሕ ኣይደለየን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com