Saturday , May 4 2024

ዳንኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ሽወደን ኮይኑ

Credit: Andreas Hillergren/TT

ጆን ዳህል ቶማሶን ሓድሽ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ሽወደን ኮይኑ ስርሑ ጀሚሩ። እዚ ደንማርካዊ ዜጋ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኢጣልያዊት ክለብ ኤሲ ሚላን ከምኡ’ውን ኣብ ሆላንድ ኣብ ዝርከብ ፈየኖርድ ተጻዊቱ እዩ። ንማልሞ ኤፍ ኤፍ እውን ኣሰልጢኑ፡ ኦልስቨንስካን ክልተ ግዜ ክትዕወት ከኣ ወሳኒ ተራ ተጻዊቱ እዩ። ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ሽወደን ናይ ወጻኢ ኣሰልጣኒ ክህልዋ ሕጂ ፋልማያ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com