Thursday , May 2 2024

ድሕሪ ምህሮ ዩኒቨርሲቲ ተጠላብነት ዘለዎም ስርሓት ተለልዮም

Credit: Pressbild/Arbetsförmedlingen, Isabell Höjman/TT

15 ሚያዝያ ኣብ ዩኒቨርሲቲታትን ኮለጃትን ሽወደን ናይ ጽድያ ትምህርቲ ንምምልካት እታ ናይ መወዳእታ መዓልቲ እያ። ኣብ መጻኢ ጠለብ ክህልዎም ትጽቢት ዝግበረሎም ብዙሓት ዓይነታት ስራሓት ዝለዓለ ትምህርቲ ከምዘድልዮም ኤጀንሲ ህዝባዊ ስራሕ ሽወደን ይሕብር። ኣብቲ ትካል ተንታኒት ዕዳጋ ሽቕለት ከርስቲን ኤሪክሰን ንሽወደናዊት ሬድዮ ፒ 4 ስቶክሆልም ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ከም ራድዮሎጂ ነርሲንግ፡ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግን ተርጓሚን ዝኣመሰሉ ናይ ሞያ መንገድታት ኣብ ዕዳጋ ስራሕ ጠለብ ኣለዎም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com