Friday , May 3 2024
(AP Photo/Michel Spingler) MEU109

ጆሃንሰን፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ተዳልዩ’ሎ።

ኣውሮጳዊ ሕብረት ብሰንኪ ወራር ሩስያ ካብ ዓዶም ንዝፈናቐሉ ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ድሉው ምህላዉ ኮሚሽነር ሽወደን ኣብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ዪልቫ ጆሃንሰን ገሊጻ።

እንተኾነ ግና ኣብዚ ዘሎ ዝዓበየ ብድሆ ዩክሬናውያን ኣብ ክንዲ ናብ ምዕራብ ኣውሮጳ ገጾም ዝስደዱ ኣብ ውሽጢ ዩክሬይን እንድሕሪ ተመዛቢሎም እዩ ክትብል ጆንሰን ዘለዋ ስክፍታ ገሊጻ’ላ።

ብመሰረት ጆሃንሰን ኲለን ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ቊሩባት ምህላወንን መንግስታት ኣውሮጳ ኣብዚ ጽኑዕ ሓድነት ኣርእዮም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com