Sunday , May 5 2024
A temporary migrant camp on the island of Samos is under fireA temporary migrant camp on the island of Samos is under fire (AP Photo/Michael Svarnias) XTS101

ግሪኽ፥ ብሰንኪ ባርዕ መዓስከር: ስደተኛታት ክግዕዙ ተጌሮም። 

ኣብ ግሪኽ: ደሴት ሳሞስ: ብሰንኪ ኣብቲ መዓስከር እተኸስተ ባርዕ ኣብኡ ዝቕመጡ ስደተኛታት ክግዕዙ ከም እተገብረ ተገሊጹ። እዚ ሓዊ: ሰንበት ምሸት ከም እተላዕለ ዝገለጹ ጋዜጠኛታት ሰብመዚ እቲ ከባቢ ነቲ እሳት ድሮ ከም እተቖጻጸርዎ ወሲኾም ገሊጾም ኣለዉ።

እዚ ቫቲ ዝተባህለ መዓስከር ናብ ሓድሽ ካምፕ ክግዕዙ ዝጽበዩ ዝነበሩ 300 ተቐማጦ ከም ዝነበርዎ ተፈሊጡ። እዚ ሓድሽ ካምፕ ብ ሚኒስተሪ ስደተኛታት ግሪኽ ኖቲስ ሚታራቺ እዩ ተመሪቑ።

እቲ ተዓጽዩ ዝነበረ መዓስከር ኣህጒራዊ ሓለዋ ንዝደልዩ ስደተኛታት ግቡእ ክብሪ ንምሃብ ዳግማይ ክኽፈት እዩ ክብል ሚታራቺ ገሊጹ ምንባሩ ዝዝከር እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com