Sunday , May 5 2024

ጽባሕ ሰሉስ ዝሃደኤ ኩነታት ኣየር ከምዝህሉ ኣገልጉለት ሜትሮሎጂ ይሕብር።

ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጀሚሩ ደንስ ዝተስመየ ህቡብላ ንፋስ ብ ከቢድ ዝናብ ተሰንዩ ኣብ ደቡባዊ ክፍላ ሽወደን ክነፍስ ዕንወት ድሕሪ ምጽንሑ ዕልቕልቕ ማይ ምፍጣሩን ከም ሳዕቤኑን ትራንስፖርት ስጋብ ምቑራጹን ብምጹሑ ብዙሓት ሰባት ከምዘዘናበለ ዝዝከር ኮይኑ.

ሎሚ ሰኑይ ብመጠኑ ዝሓሽ ንፋስ ከምዝህሉን ጽባሕ ሰሉስ ድማ ዝሃደኤ ከምዝህሉ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ይሕብር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com