Thursday , May 2 2024
(Johanna Geron/Pool via AP) PAR106

ፊንላንድን ሽወደንን ኣዝዩ ብዙሕ ሓባራዊ ረብሓታት ዘለወን ሃገራት እየን ተባሂሉ።

ፕረዚደንት ቱርክ ጠይብ ዔርዶጋን፡ ንሽወደን ብምንጻል ፊንላንድ ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ክትከውን ተኽእሎ ምህላዉ ገሊጹ።

እንተኾነ ግና፡ ዝበዝሐ ህዝቢ ፊንላንድ ክልቲአን ሃገራት ብሓደ ግዜ ኣባላት ኔቶ ክኾና ድሌት ኣለዎም ዝብል ምርዳእ ከም ዘለዋ፡ ኣብ ትካል ኣህጒራዊ ጒዳያት ፊንላንድ ኣባል “ድሕረ-ዶክተራዊ” መጽናዕቲ ኢሮ ሰርካ ገሊጻ።

“ፊንላንድን ሽወደንን ኣዝዩ ብዙሕ ሓባራዊ ረብሓታት ዘለወን ሃገራት እየን” ኢላ’ላ–ኢሮ ሰርካ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com