Thursday , May 2 2024
Credit: Cheyma Moufid/Sveriges Radio

ፍረድሪክ ዮሃንሰን 2780 ኲንታል ጎሓፍ ካብ መዓሙቕ ቀላይ ሬና ማላረን ኣጽርዩ።

ኣብ ዝሓለፈ 5 ዓመታት ፍረድሪክ ዮሃንሰንን ውድቡ “ጽሩይ ቀላይ ሬና ማላረን” ብጠቕላላ 278 ቶን ማለት (2780 ኲንታል) ጎሓፍ ካብ መዓሙቕ ቀላይ ከም ዘጽረዩ ተገሊጹ። “ሬና ማላረን” ከተማ ስቶክሆልም እተደኮነትሉ ቀላይ እዩ።  ካብቲ ዝወጸ ጎሓፍ ብኤለትሪክ ዝሰርሓ ትጒቱግ፡ 320 ኲንታል ባተሪ ጀላቡን ከም ዝርከቦ እቲ ውድብ ሓቢሩ’ሎ።

ሽወደን ብማይ ዝመጸ ኣያ ዝተዓደለት ሃገር እያ፡ እንተኾነ ግና እዚ ማያት ክንክን የድልዮ እዩ ክብል ዮሃንሰን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com