Saturday , May 18 2024

Khaled Abdu

መሸጣ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ሕብረት ኤውሮጳ ብኢንተርነት ይሽየጥ

ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ዝውንኑ ሰባት፡ ፍቓድ መዘወሪ መኪናኦም ብናይ ሮማንያ ክቕየረሎም ይኸፍሉ፡ ብእኡ ኣቢሎም ድማ ብቐሊሉ ናብ ናይ ሽወደን ፍቓድ ይቕየርዎ ምህላዎም ተገሊጹ። እዚ ዘይሕጋዊ “ቱሪዝም ፍቓድ ምዝዋር መኪና” ኣብ ከም ቲክቶክ ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ንዕዳጋ ይቐርብ ኣሎ። ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ፥ ብ1000 ዩሮ ፍቓድ ሮማንያ ክገዝእ ከምዝኽእል ከም እተነግሮ፡ እዚ ዋጋ ድማ ነቲ …

Read More »

ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 26 መጋቢት 2024

Read More »

ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 25 መጋቢት 2024

Read More »

ፊንላንድ ንሻብዓይ ተኸታታሊ ዓመት ኣዝያ ሕጉስቲ ሃገር ተባሂላ

ፊንላንድ ሎም ዓመት እውን ብደረጃ ዓለም ኣዝያ ሕጒስቲ ሃገር ተባሂላ። ብመሰረት ጸብጻብ ደረጃ “ሓጎስ ዓለም 2024” ነዚ ሽልማት ክትረክብ ፊንላንድ ሕጂ ንሻብዓይ ግዜኣ እያ። እዚ ቀጻሊ ኣፍልጦ ኸኣ ኣብ ኣነባብራ ፊንላንድ ዓለምለኻዊ ተገዳስነት ክፍጠር ኣለዓዒሉ’ሎ፡፡ ኣብ ፊንላንድ ሓጎስ ዝፈጠር ዘሎ ከመይ ዘበለ ኣገባብ ህይወት እዩ ዝብል ሕቶ ማእከል እዚ ተገዳስነት እዩ። እዚ ኣዝዩ እወታዊ ምስሊ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኽ ነታ ሃገር …

Read More »

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ነዊሕ ሪጋ ተፍቲሽ ኣጋጢሙ

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ናይ ጸጥታ መርመራ ክሓልፉ ዝጽበዩ ዝነበሩ ተጓዓዝቲ፡ ሎሚ ሓሙስ ንግሆ ነዊሕ ሪጋ ከም ዘጋጠሞም ተሓቢሩ። እዚ እናኾነ ኣብ ተርሚናል 5 ይካየድ ዝነበረ ዝዓበየ ተፍቲሽ ብሰንኪ ቴክኒካዊ ጸገም ክዕጾ ከምዝተገደደ ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። እቲ ጸገም ሕጂ ተኣሪሙ’ሎ። ኣብ ተርሚናል 5 ዝካየድ ዘሎ ሓድሽ ናይ ጸጥታ መርመራ፡ ዝሓለፈ ሓጋይ ካብ ዝኽፈት ንደሓር ጸገም ከጋጥሞ ንፈለማ እዋን ከምዘይኮነ ብተወሳኺ …

Read More »

ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሽወደን እንግሊዝኛ ብምዝራቡ ክትዕ የለዓዕል

ዋና ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ሽወደን ጆን ዳህል ቶማሶን ብእንግሊዝኛ ክረዳዳእ ምዃኑ ምግላጹ ኣዘራራቢ ኮይኑ። እቲ ነዚ መግለጺኡ ዝተዋህበ ግብረ-መልሲ ፕረስ ገሊኡ ላግጺ ዝተረፈ ኸኣ ናእዳ ኮይኑ ፡ ሓደ ኣባል ባይቶ ነዚ ብዜግነቱ ደንማርካዊ ኣስለጣኒ “ኣኽብሮት ዝጎደሎ” ክብል ዘሊፍዎ’ሎ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም ክፍሊ ቋንቋን ብዙሕነትን ኣኒካ ቶርሳገር ሆግ፡ ስክፍታኦም ዝገልጹ ዘለዉ ሰባት ንውሳነኡ ኣብ ክንዲ ምዂናን ፡ ቶማሶን …

Read More »

ፊንላንድ፥ ጽምዋ መንእሰያት ኣዘራራቢ ዛዕባ ይኸውን

ጽምዋ ኣብ ኩሉ ክፋላት ማሕበረሰብ–ዲሞግራፊ– ስፍሕ ዝበለ ጉዳይ እናኾነ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መንእሰያት ብፍላይ ተቓላዕቲ ይኾኑ ምህላዎም ይግለጽ ኣሎ። ሓድሽ ዝተሓትመ “ዛንታታት ጽምዋ” ዘርእስቱ መምርሒ፡ ነዚ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ስክፍታ ንምፍታሕ፡ መንእሰያት ዘጋጥሞም ብዛዕባ ዘሎ ጽምዋ ርድኢት ክዓቢን ዓሊሙ ዝተዳለወ እዩ ። ካብ ሓቀኛ ህይወት ተመኩሮታትን ስምዒታትን መንእሰያት ውልቀሰባት ዝተሰርሐት እዚ መምርሒ፡ ብዙሓት መንእሰያት ዘጋጥሞም ቃልስን ኣንጻር ጽምዋ ዝገብርዎ …

Read More »

ሃከር ፖሊስ መጭበርበሪ ንምሓግዝ ሓጊዙ

ሓደ ኣብ ምፍጋር ሜሞሪ ኮምፕዩተር ዝዋፈር–ሃከር– ፖሊስ ልዕሊ ሽሕ ዝኾኑ መብዛሕትኦም ኣረጋውያን ሰባት ብመጭበርበርቲ ባንክታት ኣቢሉ ብምትላል ዝተጠርጠረ መርበብ ንኸቃልዕ ከምዝሓገዘ መርማሪ ፕሮግራም SVT Uppdrag Gränskning ጸብጺባ። እቲ ሃከር ኣብ ኮምፒዩተራት ናይቲ መርበብ ስሒቡ ብምክትታል ነቲ ሓበሬታ ውሑስ ከምዝገበረ፥ እዚ ድማ ንፖሊስ ከም ዘረከቦ ተገሊጹ’ሎ። ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሮም ብኸቢድ ምትላል ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝርከቡ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ …

Read More »

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ “ኣካይዳ ሩስያ ብዕቱብ መልሲ ክወሃቦ ይግባእ”

ሽወደን ብ 7 መጋቢት ናብ ኔቶ ድሕሪ ምጽንባራ፡ መንግስቲ ትማሊ ረቡዕ ተወሳኺ መግለጺ ፖሊሲ ወጻኢ ኣቕሪቡ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ቶብያስ ቢልስትሮም፡ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ቀጥታዊ ውጽኢት ናይቲ ሩስያ ዘካየደቶ “ዘይሕጋዊ፡ ምኽንያት ዘይብሉን ተጻብኦዊን መጥቃዕቲ” ምዃኑ፥ ሩስያ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳን ኔቶን እትኽተሎ ዘላ ኣካይዳ ኸኣ “ዕቱብ ኣቓልቦ ዘድልዮ” ምዃኑ ገሊጹ። እቲ መግለጺ፡ ሽወደናውያን ወተሃደራት ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝካየድ …

Read More »

መንግስቲ ዘቕረቦ እማመ ደሞዝ ካብ ጽላት ቢዝነስ ሆቴል ተቓውሞ የጋጥሞ

ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ስርዓት ፍቓድ ስራሕ ዝተገብረ መርመራ መሰረት ብምግባር፡ መንግስቲ ነቲ ዝተሓተ ደረት ደሞዝ ናብ 100% ካብ ማእከላይ ወርሓዊ ደሞዝ ሽወደን ክውስኽ ምግባሩ፥ እዚ ድማ ን ወርሒ 34,200 ክሮና ክኸውን ዘቕረቦ ሓሳብ ካብ ጽላት ቢዝነስ ሆቴል ተቓውሞ ኣጋጢምዎ። ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ሆቴል ኤት ሲክስ፡ ንፍቓድ ስራሕ ዘድሊ ዝተሓተ መጠን ደሞዝ ተወሳኺ ወሰኽ ክግበር ዝቐረበ ሓሳብ እንተደኣ ተግባራዊ ኮይኑ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com