Monday , April 29 2024

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ “ኣካይዳ ሩስያ ብዕቱብ መልሲ ክወሃቦ ይግባእ”

Credit: Claudio Bresciani/TT

ሽወደን ብ 7 መጋቢት ናብ ኔቶ ድሕሪ ምጽንባራ፡ መንግስቲ ትማሊ ረቡዕ ተወሳኺ መግለጺ ፖሊሲ ወጻኢ ኣቕሪቡ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ቶብያስ ቢልስትሮም፡ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ቀጥታዊ ውጽኢት ናይቲ ሩስያ ዘካየደቶ “ዘይሕጋዊ፡ ምኽንያት ዘይብሉን ተጻብኦዊን መጥቃዕቲ” ምዃኑ፥ ሩስያ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳን ኔቶን እትኽተሎ ዘላ ኣካይዳ ኸኣ “ዕቱብ ኣቓልቦ ዘድልዮ” ምዃኑ ገሊጹ። እቲ መግለጺ፡ ሽወደናውያን ወተሃደራት ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝካየድ ስርሒታት ኔቶ ከገልግሉ ድዮም ኣይኮኑን፡ ከምኡ’ውን ሽወደን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኒዩክለራዊ ኣጽዋር ወይ ቀዋሚ መደበራት ክትፈቅድ ምዃና’ውን ዘጠቓለለ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com