Friday , May 17 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

ትራምፕ፡ ንምስክርነት ተጸዊዑ

ናይ ቀደም ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር፡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንዕለት 7 ጥሪ፡ ብጉዳይ ብልሽውና ናይ ኮርፖረሽን ትራምፕ ኦርጋናይዘሽን ኣብ ዝግበር ዘሎ መርመራ፡ መብርሂ ክህበሉ ብላዕለዋይቲ ሓላፊ ክፍሊ ፍትሒ ኒውዮርክ፡ ለቲሽያ ጄምስ፡ ጻውዒት ቀሪብሉ ከምዘሎ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ወርሒ ሕዳር 2020፡ ሓደ ካብ ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ናይቲ ኮርፖረሽን ዝሰርሕ፡ ወዲ ትራምፕ ዝኾነ ኤሪክ ትራምፕ፡ ኣብቲ ቤት ጽሕፈት መጺኡ ቃሉ …

Read More »

ሰልሳይ ብልቃጥ ክታበት፡ ንሓድሽ ጅር ኦሚክሮን፡ ክከላኸል ከም ዝኽእል ተገሊጹ

ክልተ ብልቃጥ ክታበት፡ ንሓድሽ ጅር ኦሚክሮን ንምክልኻል፡ እዂል ከም ዘይኮነ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደብሮም ተመራመርቲ ገሊጾም። ክልተ እብረ ክታበት ኦሚክሮን ኣብ ምክልኻል ውጽኢታውያን ከም ዘይኮኑ እዚ ኣብ ጅራት ኦሚክሮንን ደልታን ዝተኻየደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ’ሎ። እንተኾነ ግና ሳልሳይ ብልቃጥ ክታበት፡ ነዚ ሓድሽ ጅር ብ 75% ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክህልዎ ከም ዝኽእል ተመልኪቱ’ሎ። እዚ እናኾነ ጸሓፊ ለቨሊን ኣፕ ሚካኤል ጎቭ፡ ብሪጣንያ፡ ኣብ ዘሻቕል ኲነታት …

Read More »

Harmony Media News 10/12/2021

Read More »

Harmony Media News Magazine 08/12/2021

Read More »

Harmony Media News 08/12/2021

Read More »

ሽወደናዊ ማሕበራዊ ሞዴል . . . 3ይ ክፋል . . . ቅዋም ሽወደን

ቅዋም ናይታ ሃገር፡ ኣብ ልዕሊ ኩሎም እቶም ካልኦት ሕጊታት ልዕልና ዘለዎ ኾይኑ፡ ዝኾነ ይኹን ካሊእ ሕጊ ምስቲ ቅዋም ዝደንገጎም ሕጊታት ብተጻራሪ ክስራዕ ኣይክእልን’ዩ። ከምቶም ካልኦት ሕጊታት’ድማ ብቐሊሉ ክማሓየሽ ኣይክእልን’ዩ። ምምሕያሽ ክግበር እንድሕር ኣድላይ ኮይኑ ድማ፡ እቲ ባይቶ ብዛዕባ ሓደ ጉዳይ ኣብ ክልተ ዝተፋላለዩ እዋናት ተመሳሳሊ ውሳኔ ክውስን እንድሕር ተገይሩ ጥራሕ ይኸውን። ብዛዕባ እዞም ክልተ ውሳኔታት ኣመልኪቱ ድማ ክልተ ግዜ ፓርላኔሜንታዊ …

Read More »

ኣመሪካ . . . ሩስያ፡ ንዩክሬይን እንተወሪራ፡ ተሪር ግብረመልሲ ንምሃብ ተዳልየ ኣለኹ ትብል

ሩስያ ን ዩክሬይን እንተወሪራ፡ ኣመሪካ ተሪር ግብረመልሲ ንምሃብ ተዳልያ ምህላዋ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ምስ መዘናኡ ሩስያዊ ቪላድሚር ፑቲን ድሕሪ ዘካየዶ ዝርርብ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብዚ ብቪድዮ ዝተኻየደ ዝርርብ፡ ባይደን፡ ሩስያ ኣብ ዶባት ዩክሬይን እትገብሮ ዘላ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ከም ዘሻቐሎ ድሕሪ ምጥቃስ፡ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተሪር ቊጠባዊን ካልእን ስጒምቲታት ክወስድ ከም ዝኽእል ካብ ዋይት ሃውስ እተረኽበ …

Read More »

ሽወደናዊ ማሕበራዊ ሞዴል . . . 2ይ ክፋል . . . ሽወደናዊ ምሕደራዊ ሞዴል – ሰለስተ ጸፍሒታት

ሽወደን ኣብ ሰለስተ ጸፍሒታት እያ ትማሓደር፥ ኣብ ሃገራዊ፣ ኣውራጃዊን ዞባዊን ጸፍሒታት። ኣብልዕሊ’ዞኦም ውን ኣውሮጳዊ ናይ ምሕደራ ብርኪ ኣሎ።  ሃገራዊ ጸፍሒ  እቲ ባይቶ፡ ሕጊታት ክእውጅ ስልጣን ዘለዎ ኾይኑ ነቶም ህዝቢታት ብሃገራዊ ብርኪ ይውክሎም። እቲ መንግስቲ በቲ ባይቶ ንዝተኣታተው ሓደሽቲ ሕጊታትን ሕጊ-ተንከፍ ምምሕያሻትን ብምትግባር ነታ ሃገር የማሓድራ። እቲ መንግስቲ  በቶም መንግስታዊ ቢሮታትን መንግስታዊ ትካላትን እንዳተሓገዘ’ዩ ነዚ ስርሑ ዝሰርሕ። ዞባዊ ጸፍሒ  ሽወደን ናብ …

Read More »

ሽወደናዊ ማሕበራዊ ሞዴል . . . 1ይ ክፋል . . . ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ምስ ናጻ ምርጫ

ሃገረ ሽወደን፡ ባይቶኣዊ ቅርጺ ዝሓዘ ዲሞክራሲያዊ ስርዓተ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር እያ። እዚ ማለት ድማ፡ ስልጣን ናይቲ መንግስቲ ዝፍልፍል ብቐጥታ ካብ ህዝቢ እዩ ማለት’ዩ። ሕግታት ናይታ ሃገር በቲ ባይቶ ኣቢሎም እዮም ዝጸድቁ፥ እቲ ባይቶ 349 ኣባላት ዘለዉዎ ኾይኑ፡ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ብዝካየድ ህዝባዊ መረጻ ዝቐውም ባይቶ እዩ። ንመረጻ ስዒቡ፡ እቲ ወሃብ ቃል ናይቲ ባይቶ (ፕረዚደንት ባይቶ) ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ሓጽዩ …

Read More »

ምሕደራ ሽወደን . . . 7ይ ክፋል . . . መርመራታትን ነዚኦም ክኣልዩ ዝቖሙ ኣካላትን

ሓደ ሓደ ብመንግስቲ ዝረአዩ ዛዕባታት ካብቶም ካልኦት ጉዳያት ንላዕሊ ዝተሓላለኹ ዝኾኑሉ ግዜ ኣሎ።  ከምዚ ኩነታት ምስዘጋጥም፡ መንግስቲ ነቲ ጉዳይ ዝምርምር ብሓደ ሰብ ዝምራሕ መርማሪ ኣካል ወይ ድማ ብብዙሓት ሰባት ዝምራሕ መርማሪ ጉጅለ ከቕውም ይኽእል’ዩ። መንግስቲ እቲ መርመራ ዝትግበረሉ መበገሲ መምርሕታት (terms of reference) ብምንጻር ደረት ናይቲ ሓላፍነት ካበይ ክሳብ ኣበይ ከምዝኾነ ብንጹር የቐምጥ። ውጽኢት ናይቲ መርመራ ንህዝቢ ተሰኒዱ ኣብ ዝቐርብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com