Saturday , May 18 2024

ስፖርት

ዝተወሰኑ ተጻወቲ ኣርሰናል ብኮሮና ቫይረስ ተጠርጢሮም ንብሕቶም ይውሸቡ።

ብሰንኪ ወናኒ ክለብ ኦሎምፕያኮስ ዝኾነ ግሪካዊው ኤቫንጀሎስ ማሪናኪስ ብቫይረስ ኮረና ምትሓዙ ንሎሚ ምሸት ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ጸወታ ማንቸስተር ሲቲን ኣርሰናል ከምዝተሰረዘ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ገለ ተጻወትን ኣካየድትን ክለብ ኣርሰናል  ምስ ወናኒ ክለብ ኦሎምፕያኮስ ኤቫንጀሎስ ማሪናኪስ ርክብ ገይሮም ብምንባሮም በዚ ቫይረስት ተለኺፎም ከይኮኑን ብዝብል ጥራጣረ በይኖም ስጋብ ዝመጽእ ዓርቢ ክውሸቡ ተነጊሪዎም። በዚ መስረት ኣርሰናል ዝመጽእ ቀዳም ምስ ብራይተን ንዝህልዋ ጸወታ ግን በቲ …

Read More »

ሎሚ ኣብ ግጥማት ቻምፒየንስ ሊግ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቸልሲ ምስ ባየር ሙኒኽ ከምእውን ናፖሊ ምስ ባርሳ፡፡

ሎሚ ምሸት ቀዳማይ እግሪ  ግጥማት ቻምፒየንስ ሊግ ኣብ መንጎ ዓርሞሽሽ ክለባት ቸልሲ ምስ ባየር ሙኒኽ ከምእውን ናፖሊ ምስ ፓርሳ ቀጺሉ ከምሲ እዩ፡፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ግጥም ብወገን ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ኣከፋፋሊ ፈረንሳዊ ንጎሎ ካንቴ ካብዚ ግጥም ከምዝቦክር ርጉጽ ኣብ ዝኾነሉ ከምእውን ክሪስቲያን ፑልሲች፣ ፔድሮ ከምእውን ካሉም ሁድሰን ኦዶይ ኣጠራጠርቲ ክኾኑ ከለዉ፣ ብ ወገን ጀርመናዊት ጋንታ ባየር ሙኒኽ እውን ተኸላኻላይ ኒክላስ …

Read More »

ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ምስቶም ኣርባዕተ ኣብ መጻኢ ን ሽወደን ስማ ዘጸውዑ ስፖርተኛታት ተባሂሉ ኣብ ቅድሚት ይስራዕ።

ንመጻኢ ኣብ ዝተፈላልየ ዓውዲ ስፖርት ንሽወደን ስማ ከጸውዕዋን ተስፋ ዘለዎም መንአሰያት  ካብ ዝተሰምዮ ኣርባዕተ ስፖርተኛታት ሓደ ወዲ 20 ዓመት ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ብሙዃን ተሪቒሑ ። እዚ ምስ ስጳኛዊት ክለብ ርያል ሶሰይዳ ጹቡቕ ናይ ጸወታ ግዚኡ ዘሕልፍ ዘሎ መንእሰይ ሓደ ካብቶም ተጠመቲ ኣባላት ጋንታ ሽወደን ኮይኑ ኣብ ክራማት ንዝካየድ ውድድር ቻምፒዮን ሃገራት ኤውሮጳ 2020 ሽወደን ካብ ኣሌክስ ብዙሕ ከምትጽበ ኣብ ሽወደን ዝመደበራ …

Read More »

እቲ ዝነኣሰ ኣሰልጣኒ ክለብ ጀርመናዊት ኣርቢ ሌፕዝጉ ኣብ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ ሓድሽ ክብረ ወሰናት ይሰብር።

ኣብ ትማሊ ምሸት ናይ ዙር 16 ግጥማት ቻምፒዮን ሊግ  ጀርመናዊት ክለብ  ኣርቢ ሌፕዝጉ ብ ብወዲ 33 ዓመት ኣሰልጣኒ ዩልያን ናግሊስማን ተመርሓ ኣብ ገዛእ ሜዳኣ ን ብቡልጽ ኣሰልጣኒ መሪኖ ትምራሕ ኢንግሊዛዊት ክለብ ቶተንሃም 1 ብ 0 ብምስዓር ምቑር ዓወት እመዝጊባ.  ክንዮ እዚ ዓመት ግን እዚ ወዲ 33 ዓመት መንእሰይ ኣሰልጣኒ እቲ ዝነኣሰ ኣሰልጣኒ ኣብ ቻምፒዮን ሊግ፡ እቲ ዝነኣሰ ኣብ ዙር 16 …

Read More »

ሎሚ ምሸት ቸልሲ ዶ ማንቸስተር ዩናይትድ!!

ሎሚ ምሽት ከም መቐጸልቲ ግጥማት ፕሪመሪ ሊግ ኣብ መንጎ ቸልሲ ን ማንቸስተር ዩናይትድ ብ ናይ ሽወደን ኣቖጻጽራ ካብ ሰዓት 21:00 ጀሚሩ ግጥ ም ክህሉ እዩ ። እዚ ድማ ንቦታ ቻምፒዮን ሊግ ንምሓስ ኮይኑ ክለብ ቸልሲ ብ 4 ነጥቢ በሊጻ ከም ህላዋ ህልኽ ዝመልኦ ጸወታ ክህሉ ትጽቢት ይግበር ። መን ትስዕር ግምታትኩም ሃቡ።

Read More »

ማንችስተር ሲቲ ንኽልተ ዓመታት ካብ ኩሎም ውድድራት ክለባት ኣውሮጳ ተኣጊዳ።

እንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ሲቲ፡ ኣብ ሕጊ ፍትሒ ዕድጊ ኤውሮጳ (Financial fair play) ብዝገበረቶ ከቢድ ጥሕሰት ንዝመጽእ ክልተ ዓመታት (2020/21ን 2021/22ን) ኣብቲ ውድድር ንከይትሳተፍ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኤውሮጳ ቀጺዕዋ። ብዘይካ’ዚ 30 ሚልዮን ኤሮ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ውን ተበይንዋ። እቲ ክለብ ብወገኑ በቲ ”ኣድሎኣዊ” ዝበሎ ውሳነ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣውሮጳ “ሓዚነ እምበር ኣይተገረምኩን” ክብል ዝገለጸ ኮይኑ፡ ይግባይ ከምዝሓትት ሓቢሩ ኣሎ። ምንቅስቓስ ገንዘብ እተን …

Read More »

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣትሌት ሮቤል ፍሰሃ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት (doping) ይኽሰስ ።

ወዲ 23 ዓመት ሽወደናዊ ኣትሌት ሮቤል ፍሰሃ ናይ መሐየሊ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ይወስድ ምንባሩ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት እዚ ታሪኻዊ ሻምፕዮና ኣውሮጳ ካብ ውድድር ከም ዝደስከለ ተረጋጊጹ። ንሱ ኣቐዲሙ ብርክት ዝበለ ናይ ነዊሕ ርሕቀት ብ SMSM ን ፊንካምፕን (Finkamp) ውድድራት ምዕዋቱ ይዝከር። ሮቤል ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ውድድራት ሻምፕዮና ኣውሮጳ ዕረፍቲ ወሲዱ ከም ዝጸንሐ ዝዝከር ኰይኑ ኣብቲ ዝተሳተፎ ናይ ኣውሮጳ ሻምፕዮና …

Read More »

ሪያል ሶሰይዳ ብ ክልተ ሾቶታት ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተሓጊዛ ን ሪያል ማድሪዳ ገሊፋታ!!

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ርብዒ ፍጻሜ ኮፓ ዲ ረይ ስጳኛ ሪያል ሶሰይዳ ናብ ሜዳ ሪያል ማድሪድ ከይዳ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ን ርያል ማድሪዳ ብ ክልተ ሸቶታትን ሓንቲ ንቐረብ ዝገበረ ኣሌክሳንደር ኢሳቅ 4 ብ 3 ብምስዓራ ናብ ዝቕጽል ግጥም ሓሊፋ። ኣብዚ ሎሚ ምሸት ድንቂ ጸወታ ዘርኣየሉ ምሸት ካብ ብዙሓት ማእከናት ዜና ከም ጎል ዶት ኮም (Goal.com) ቪያ ፕለይ ሽወደን ብዙሕ …

Read More »

ባርሳ ቅድምን ድሕርን ሜሲ ፍልልይ ምስ ሪያል ማድሪድ።

Read More »

ሳድዮ ማነ “ብሉጽ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ 2019” ተሰይሙ፣

ምስ ሊቨርፑል ኮይኑ ጽቡቅ ናይ ጸወታ ግዜ፡ዘሕልፍ ዘሎ ሰኔጋላዊ ሳዶ ማነ፡ንወዲ ጋንቱ ግብጻዊ ማሓመድ ሳላሕን፡ን ኣልጀራዊ ማህረዝ ኣኸቲሉ በሊጹ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሸሊሙ።ማነ ኣብ ሽልማት ቦሎን`ዶር መበል ራብዓይ ደረጃ ከም ዝሓዘ ይዝከር።  

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com