Saturday , May 4 2024

ስፖርት

አርቢላይፕዚክ ንመጀመርያ ግዜ ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ቻምፒዮን ሊግ ትሓልፍ

ሎሚ ምሸት ኣብ ከተማ ሊዝበን ፖትርጋል ኣብዝተኻየድ ግጥም ፍርቂ ፍጻሜ ቻምፒዮን ሊግ ሓጺር ዕድመ ዘለዋ ክለብ አርቢላይፕዚክ ኣብ መበል 50 ደቂቅ ካብ ኦሎማ ኣብ 88 ድቂቅ ካብ ኣዳምስ ብዝረኸበተን 2 ሸቶታት ነታ ብቐሊሉ ክትስዕራ ዝተገመተት ኣትለቲኮ ማድሪድ ብ ዘእምን ንጸወታ ዓብሊላ 2 ብ 1 ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ሓሊፋ። እዛ ተኣምራዊት ጋንታ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ ግዜ ናብዚ ደረጃ ብምብጻሓ ታሪክ …

Read More »

ሮበርት ሊዋንዶዉስኪ ዝበለጸ ተጻዋታይ ቻምፒዮን ሊግ እዚ ሰሙን

ሊዋንዶዉስኪ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ’ዝ ተኻይደ ኣርባዕተ ውድድራት ቻምፒዮን ሊግ ን ካብ ነፍሲ ወከፍ ግጥማታት ብሉጻት ተጻወቲ man of the match ንዝተሰምዩ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ግጥም ጁቨንቱስ ልዮን፣ ልዮነል መሲ ኣብ ግጥም ባርሶሎና ልዮን ከምእውን ካይል ወልከር ካብ ግጥም ማንቸስተር ሲቲን ርያል ማድሪድ ብምብላጽ ተሸላሚ ኮይኒ። ሊዋንዶዉስኪ ነዚ ክብሪ ክረክብዎ ዝኸኣለ ክለቡ ባየር ሙኒኽ ንቸልሲ ዓዲማ 4 ብ 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ …

Read More »

ደሃይ ምስግጋር ተጻወቲ ዓለምና

1 ፓውሎ ዲባላ ናብ ርያል ማድሪድ። ዓባይ ክለብ ርያል ማድሪድ ቶኒ ክሩስ ወይ ኢስኮ ኣካል ምስግጋር ብምግባር ን ኣርጀንቲናዊ  ፖውሎ ዲባላ ምስኣ ንምጽንባር ምንቅስቓስ ጀሚራ። 2. ክለብ ባርሶሎና ን ፖርትጋላዊ ኣባል ክለብ ማንቸስተር ሲት በርናንዶ ሲልቫ ምስኣ ንምጽንባር ሕቶ ኣቕሪባ። እዚ ወዲ 23 ዓወት ፖርትጋላዊ ሎሚ ዓመት ኣብ ምክፍፋል ማንቸስተር ሲቲ ምስ መንእሰይ ፎደን ጹቡቅ ምንቅስቓስ ዘንጸባረቀ ኮይኑ የዕንቲ ባርሳ …

Read More »

ተሃራፊ ጸወታ ባርሶሎናን ባየርሙኒኽን ኣብ ከተማ ሊዝበን

ባርሰሎን ንናፖሊ ናብ ሜዳ ካምፑኑ ዓዲማ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ ቡሉጽነት መሲ ዝተራእየሉ ናይ ፍርቂ እብረ ጸወታ ሓንቲ ሸቶ ብሽሙ ሓንቲ ድማ ፍጹም ቅላዕ ኣብ ዘበርከተሉ ብ ስዋረዝን ሌንግሌት ወሲኻ 3 ሸቶታት ብምምዝጋብ 3 ብ 1 ብምምራሕ ናብ ዕረፍቲ ኣምሪሔን። ነዚ ጸወታ ዘመሓላልፎ ዝነብረ ጋዜጠኛ ጎል ዶት ኮም ብ ድንቂ 2ይቲ ሸቶ ተመሲጡ መሲ ስብ ድዩ ንሙኻኑ ክብል ኣድናቖቱ ገሊጹ። ድሕሪ …

Read More »

ጁቬንቱስን ሪያልማድሪድን ካብ ውድድር ቻምፒዮን ሊግ ይሳናበታ

ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ብ ሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሔ ውድድር ቻምፒዮን ሊግ ሎሚ ምሸት ውድድር ኣብ ዝተሰላሰሉ ግዜ። ምስ ናይ ሎሚ ምሸት ተደሚሩ 130 ሸቶታት ዘመዝገበን ሚስተር ቻምፒዮን ሊግ ዝብል ቅጽል ዝተወሃቦ ክሪስታያኖ ሮናልዶ ኣብዚ ናይ ሎሚ ምሸት ክልተ ሸቶታት ኣኳ ከመዝግብ ተኽኣለ ጋንትኡ ጁቨንቱስ ናብ ዝቕጽል ግጥም ግን ክትሰግር ብዘይ ምኽኣላ ብፈረንሳዊት ልዮን ብሸቶ ተበሊጻ ካብዚ ውድድር ተኣልያ። ጁቨንቱስ …

Read More »

ኣርሰናል እታ ንግስቲ ዋንጫ ኤፍ ኤ ካብ

ትማሊ ምሸት ንበል 139 ግዚኡ ኣብ ዝተካይደ እቲ ብዕብየቱ ድሕሪ ፕሪመር ሊግ ብብዝሒ ተሳታፍነት ጋንታታ ኣስታት 400 ሙዃኑ እዩ ኣብ ቀዳማይ ደርጃ ዝስራዕ ውድድር ኤፍ ኤ ካብ ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ፣ ክለብ ኣርሰናል ርእሰ ኩለን ጋንታ ጸብለል ብምባል ን14 ግዜ ነዛ ጽዋዕ ብምልዓል ንግስቲ እዚ ውድድር ኮይና ንረኽባ። ብታሪኽ እዚ ውድድር ኤፍ ኤ ካብ ብዕድመ ካብቶም ዝገደሙ ውድድር ኮይኑ ካብ 1871 …

Read More »

ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ንጉስ ሳንሲሮ

ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ምስ ክለባት ኢንተር ሚላንን ኤሲ ሚላንን ብምጽዋት ልዑል ክእለቱ ዘመሰከረ ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ናይ መጀመርያ ተጻዋታይ ምስ ክልቴን ጋንታታት 50 ሸቶታት ኣብ ሰሪ ኣ ሜዳ ሳንሲሮ ብምምዝጋቡ ንጉስ ሳንሲሮ ዝብል ስም ይወሃቦ። ንሱ ነዚ ክብሪ ክበጽሖ ዝኸኣለ ትማሊ ክለቡ ኤስሚላን ምስ ክለብ ሳምፒደርያ ኣብ ዝነበራ ጸወታ ክልለ ሸቶታት ብስሙ ከምእውን ሓንቲ ቀረብ ብምግባር ክለብ ኤስ ሚላን 4 ብ …

Read More »

ጁቬንቱስ ዘውዲ ሻምፒዮን ሰሪ ኣ ደፊኣ

ጁቬንቱስን፡ ብክልተ ሸቶታት ፈደሪኮን ሮናልዶን ተሓጊዛ ኣብ ልዕሊ ሳምፒዶርያ ብምዕዋት ን 9 ተከታታሊ ሻምፕዮን ሰሪ ኣ ብሙዃን ብድምር 36 ግዜ ብምልዓል ዘውዲ ክትደፍእ ከላ፥ ክርስትያኖ ብውልቁ መበል 30 ጽዋእ ኣልዒሉ ።ጀቬ ንግጥማት ሰሪ ኣ ክልተ ተረፍ ጸወታ እንከላ እያ ቻምፕዮንሙካና ኣረጋጊጻ ዘላ።ሮናልዶ ኣብዚ ሓንቲ ሽቶ ዘመዝገበሉ ግጥም ሓንቲ ፍጽም ቅላዕመቅጻዕቲ ክምክን እዩ ተራእዩ።ሮናልዶ በዛ ናይ ሎሚ ሸቶ ተሓጊዙ ብ 31 …

Read More »

ሊቨርፑል ን 30 ዓመታት ዘማዕደወታ ጽዋእ ፕርመርሊግ ኢዳ ተንብረላ።

ሊቨርፑል ነታ ን 30 ዓመታት ኣማዕድያ ክትርእያ ዝጸንሔት ጽዋእ ፕርመርሊግ ብ ገፊሕ ዓወት 5 ብ 3 ኣብ ልዕሊ ቸልሲ ተሰንያ ኢዳ ኣንቢራትላ። ኣብዚ ጸወታ ሓንቲ ንሸቶ ካልእ ቀረብ ዝገብረ ተኸላኻላይ ኣሌክሳንደር ኣርኖድ በዚ ናይ ሎሚ ምሸት ቀረብ ተሓጊዙ ሓድሽ ክብረ ወስን ማለት ኣብ ሓደ ዓመት 13 ቀረብ ዝገብረ ተኸላኻልይ ብሙዃን ሓድሽ ክብረ ወስን ብሽሙ ጺሒፉ።

Read More »

ሄኖግን ኣብርሃም ኣብ ዝደሞቅሉ ጸወታ ክለብ ኣይኮ ነጥቢ ትማቀል

ክለብ ኣይኮ ኣብ መስመር ምጥቃዕ ብ ክልተ ኤርትራውያን ዝመበቖሎም ሄኖግ ጎይቶምን ጳውሎስ ኣብርሃምን ተመሪሓ ምስ ክለብ ቫርበርይ ቦልስ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ፣ ክልትኦም ተጻወቲ ብዘመዝገብወን ሸቶታት እካ መሪሓ ተወዓለት ኣብ ምበል 90 ደቂቅ ክለብ ቫርበርይ ብዝርከበታ ፍጹም ቅላዕ ነጥቢ ክትማቀል ተገዲዳ። ኣብዚ ጸወታ ሄኖግ ኣብ መበል  ዝወዓለ 12 ደቂቅ መርሓ እካ ተነበረት ድሒራ ብዝተመዝገበታ ሸቶ ብምዕርራያ፣ መመሊሱ ብቅዓቱ እንዳ ኣመስከረ ዝደምቕ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com