Saturday , May 18 2024

ስፖርት

ታሪኻዊት ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ናብ ፕሪመር ሊግ ትምለስ

ታሪኻዊት ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ድሕሪ ናይ 16 ዓመት ጻንሖት ኣብ ታሕተዋይ ድቪዝዮን ብ ሙኹር ኣርጀንቲናዊ ኣስልጣኒ ፍሉይ ቅዲ ዝክተልን ታክትሻን ተባሂሉ ዝጽዋዕ ማርሴሎ ቢዬልሳ ተሓጊዛ ናብ ንነዊሕ ግዜን ሽማ ዘጸውዓትሉ ትምለስ ዘላ። ሊድስ ነዚ ዘረጋገጸት ትማሊ ቀንዲ መተሃላለክታ ዝነብረት ዌትስ ብሮ ብ በሃድስፊልድ ታዎን 2 ብ 1 ድሕሪ ምስዓራ ብ ኣርባዕተ ነጥቢን ብ ሓደ ጸወታ ጎደሎ ብ 87 ነጥቢ ነዚ …

Read More »

ርያል ማድሪድ ንመበል 34 ጊዚኣ ሻምፕዮን ላሊጋ ሳንታንደር ብምዃን ዘውዲ ደፊኣ።

ስጳኛዊት ክለብ ሪያል ማድሪድ ዋንጫ ላሊጋ ናይዚ ዓመት ተዓዊታ። ሪያል፡ ንጋንታ ቪላሪያል 2 ብ 1 ድሕሪ ምስዓራ’ያ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ቻምፖዮን ናይቲ ሊግ ክትከውን በቒዓ ዘላ። እታ ዘይነዲን ዚዳን ‘ዚኣሰልጣኒኣ ሪያል ማድሪድ ፡ ሓደ ግጥም ተሪፍዋ እንከሎ፡ 86 ነጥቢ ብምውህላል’ያ ተዓዊታ ዘላ። እታ ኣብዚ ናይ ሎሚ ምሸት ጸወታኣ ብኦሳሱና 2 ብ 1 ዝተሳዕረት ባርሶሎና ድማ 79 ነጥቢ ብምሓዝ ካልኣይቲ ኮይና …

Read More »

ክለብ ኣይኮ ብሽቶ ሄኖግ ጎይቶም ተሓጊዛ ደረጅኣ ተመሓይሽ

ስጋብ ሕጂ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ኣልስቫንስካ ካብ ዝተኻየዱ ውድድራት ክለብ ኣይኮ ካብ 8 ግጥማት 3 ስዕረት 2 ማዕረ ብምእንጋድ ኣብ ዝኼፍኤ ምጅማር እዚ ውድድር ድሕሪ ምጽናሕ ፣ትማሊ ምስ ኣብ ደሓን ኩነታት ዝጸንሔት ክለብ ስሩስ ኣብ ዝገብረቶ ውድድር ኣብ መብል 75 ደቂቅ ብእንኮ ሸቶ ሄንግ ጎይቶኦም ናብ ዓወት ተመሊሳ። ስጋብ ሕጂ ካብ ዝተኻየድ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኣልስቫኒስካ ክለብ ኖርሾቢንግ ካብ …

Read More »

ኣነ ከም ፕረሲደንት፣ ኣሰልጣንን ተጻዋታይ እየ ዝሰርሕ ዘለኹ ደሞዘይ ግን ናይ ተጻዋታይ ይኽፈል። ዛላታን

ኣነ ካብ ምጅማር እዚ ወቕቲ ኣብዛ ጋንታ ኤሲሚላን ተዝህሉ ነይረ ነዛ ጋንታ ቀዳመይቲ ምገበርክዋ ብምባል ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ግጥም ን ክለብ ጁቨንቱስ ሓንቲ ሸቶ ብምምዝጋብ 4 ብ 2 ኣብ ዝሰዕርሉ ዝበሎ ተረካቢ ዘረባ።

Read More »

ኣብ ግጥማት ኣልስቫንስካን ሽወደን ዝደምቅ ዘሎ ናሆም ግርማይ።

ኣብዚ ዓመት ፈላማይ ናይ ላዕለዎት ዲቪዝዮን ምስ ጋንታ ሲሩስ ዘካይድ ዘሎ ናሆም ግርማይ ትማሊ ኣብ ልዕሊ ክለብ ፋልከንበርይ ሸቶ ብምምዝጋብ ን ጋንትኡ ምስ ላዕለዎት ሰለስተ ክትስራዕ ኣኽኢልዋ። ኖሆም ግርማይ ኣብ ከተማ ከተማ ክሪስታንስታድ ብ 1994 ዝተወልደ ኮይኑ ፈላሚ ጸወትኡ ገና ብንእስነቱ ኣብ 2012-13 ምስ ትሕቲ 19 ዓመት ክለብ ክሪስታንስታድ ብምጅማር ኣብ 2018 ናብ ዓባይ ክለብ ቫርበርይ ብምስግጋር ኣብ ይዕይንቲ ዓበይቲ …

Read More »

ክለብ ኣይኮ (AIK) ብኤርትራዊ መበቖል ዘሎዎ ጳውሎስ ተሓጊዛ ንመቀናቕና ሃማርቢ ትስዕር።

ሎሚ ምሸት መቐጸልታ ጸወታ ኣልስቫኒስካ ብሰንኪ ኮረና-19 ተጸልዮ ተዓዘብቲ ኣብ ዘይቡሉ ዝተኻየደ ናይ  ከተማ ስቶኮሆልም  ደርቢ ጸወታ፣ ነታ ብ ኮኾብ ተጻዋታይ ኢብራሂሞቭች ተሓጊዛ ኣብ ጽቡቕ ቆመና ትርከብ ክለብ ሃመርቢ 2 ብ 0 ሲዒራታ። እዛ ብ ሄኖክ ጎይቶም ትምራሕ ክለብ ኣይኮ ደሕሪ ዕረፍታ ካብ ኣብዚ ወቕቲ ዘፈረመቶ ኤርትራዊ መቦቖል ዘለዎ ጳውሎስ ኣብርሃም ኣብ መበል 55 ደቒቕ ዝገበራ ቀረብ ሰማልያዊ ዝመቦቆሉ ሁሰን …

Read More »

ውርይቲ ሽወደናዊት ተቐዳዳሚት ብሕማም ኮቪድ ተታሒዛ።

ኣባል ሃገራዊ ጋንታ ሽወደን ዝኾነት ተቐዳዳሚት ጉያ እግሪ፡ ኢሊን ቪስተርሎንድ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ምስ ጀመረ ብወለንታ ከም ኣላይት (ተሓጋጋዚት) ሓኪም ኮይና ክትሰርሕ ከምዝጸነሐትን ትማሊ ሰንበት ድማ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፋ ምህላዋ ከምዝፈለጠት SVT ሓቢሩ። ኣብ ቅድድም መሰናኽል ወናኒት 5 ወርቂ መዳልያ ዝኾነት ጓል 30 ዓመት ኢሊን፡ ጸረ ለበዳ ኮሮና ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ እጃማ ንኸተበርክት ሕክምናዊ ልምምድ ድሕሪ ምክትታላ፡ ኣብ ወርሒ …

Read More »

ኣሃዱ ጥዕና ሽወደን፡ ክረምታዊ ንጥፈታት ህጻናት ንኽካየድ ኣፍቂዱ።

ኣሃዱ ጥዕና ሽወደን፡ ኣብ ክረምቲ ንዝካየዱ ንጥፈታት ህጻናትን ስፖርታዊ ውድድራት መንእሰያትን ቀጠልያ መብራህቲ ከምዝሃበ SVT ሓቢሩ። ዝካየዱ ንጥፈታት ሃገራውያን ክሳብ ዝኾኑ ክትግበሩ ይግባእ ክብል ኣማኻሪ ጉዳያት ለበዳ ሽወደን፡ ኣንዲሽ ቲግኒል፡ ኣብ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። ኣሃዱ ጥዕና ሽወደን ንክረምታዊ ንጥፈታት ዝምልከት ኣብ ወርሒ ሰነ መምርሒታት ከመሓላልፍ ትጽቢት ይግበር። ህጻናትና ምእንቲ ምሉእ ጥዕና ክረኽቡ ብዝተኻእለ መጠን እቲ ንቡር ንጥፈታቶም ክቕጽልዎ ይግባእ። ብዛዕባ …

Read More »

ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ንገለ ዝያዳ ሳምንታት ክጽበ እዩ።

ሰብ ሞያ ንተጻወትቲ ቀጠልያ መብራህቲ ክሳብ ዝህብዎም ናይ 2020 ወቕታዊ ጸወታታት ንገለ ሳምንታት ክውዘፍ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። ወቕታዊ ጸወታ ኲዕሶ እግሪ ሽወደን ኣብ ወርሓ ሚያዝያ ዝጅመር እኳ እንተነበረ ብምኽንያት ሕማም ኮሮና ተደንጒዩ ምህላዉን ምናልባት ኣብ መፋርቕ ሰነ ( 14 ሰነ ) ክጅመር ከም ዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። እዚ እናኾነ ተጻወትቲ ካብ ልምምድ ኣየቋረጹን። ከምኒ ጀርመንን ዴንማርክን ዝበላ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ጋንታታት …

Read More »

ክለብ ኣይኮ ንትስፍው መንእሰይ ኣጥቕዓይ ጳውሎስ ኣብርሃም ካብ ክለብ ብሮማፖይከር ኣፈሪማቶ።

ሽወደናዊት ክለብ ኣይኮ ሓንቲ ካብተን  ኤርትራውያን መቦቖል ዘለወም ተጻወቲ ከም ሄኖግ ጎይቶምን ኣለክሳንደር ኢሳቕን ዘዕበየትን ዝኾሰኮሰት ክለብ ኮይና ሕጂ ድማ ን ወዲ 17 ዓመት ትስፍው መንእሰይ ጳውሎስ ኣብርሃም ካብ ክለብ ብሮማፖይከር ኣሰጋጊራቶ።ጳውሎስ ኣብርሃም ምስ ካብ ትሕቲ 19 ዕድመ ጀሚሩ ምስ ክለብ ብሮማፖይከር ዝንኣድ ምንቅስቓስ ብርክት ዝበለሸቶታት ኣብምምዝጋብ ዝጸንሔ ኮይኑ ኣብ ዓይኒ ቡዙሓት ጋንታትት እዃ ኣንተ ኣተወ ንሱ ግን ን ክለብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com