Friday , May 17 2024

ቁጠባ

Harmony News 14-07-2021

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ንሳልሳይ ስሙኑ ብዘይለውጢ ኣብ 7.9% ጸኒዑ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይ ሽቕለት ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ብ464 ብምጉዳሉ፡ እቲ ጠቕላላ ብዝሒ 409,545 በጺሑ። 7412 ሰባት ስራሕ ክረኽቡ እንከለዉ፡ 6948 ድማ ስራሕ ኣልቦ ተባሂሎም ኣብ መዝገብ ሚኒስትሪ ዕዮ ተመዝጊቦም። ካብቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ እቶም 2196 ሰባት ኣብ ክሊ …

Read More »

12 / 07 / 2021 Harmony News

Read More »

Read More »

ጋናውያን፡ ንበዓልቲ ቤት ፕረሲደንት ደሞዝ ክኽፈላ እዩ ንዝብል ውሳነ ባይቶ ብትሪ ይቃወሙ

ኣንስቲ ፕረሲደንትን ምክትልን፡ ደሞዝ ክሕሰበለን ንዝብል ውሳነ ባይቶ፡ ዜጋታት ጋና፡ ብትሪ ይነቕፍዎ ምህላዎም ተገሊጹ። እዘን ኣንስቲ፡ ኣብ ብርቱዕ ስራሕ ንዝርከቡ ሰብኡተን ድጋፍ ዝህባ ብምዃነን እዂል ደሞዝ ይግብአን እዩ ዝብል ቀንዲ ስነመጎት እቲ ባይቶ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ብመሰረት ቢቢሲ፡ እዘን ኣንስቲ፡ ማዕረ ካቢነ ሚኒስተራት ዝዳረግ ደሞዝ ክሕሰበለን እዩ። ቀዳመይቲን ካልአይቲን እምቤት ከም ሓለፋ ፈጸምቲ ኣካል ገለ ድጎማታት ክወሃበን ከም ዝጸንሐ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ …

Read More »

ብሰንኪ ናይ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ዘይምስማዕ፡ ዋጋ ነዳዲ ወሲኹ

ኣብዚ ሰሙን፡ ብሰንኪ ኣብ መንጐ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ዝተኸስተ ዘይምስምማዕ ኮታ መፍረ ነዳዲ፡ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ፡ ጽልዋ ምሕዳሩ ይግለጽ ኣሎ። ብሰንኩ እዚ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ዓመታት ዘይተራእየ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ተኸሲቱ ምህላዉ ተሓቢሩ። በዚ ድማ መሻርኽተን ሩስያ እትርከበን 23 ሃገራት OPEC ዘተአን ክውዝፋ ከም እተገደዳን እዚ ድማ ነቲ ድሮ ብቅልውላው ለበዳ ኮሮና ተሃስዩ ዘሎ ቊጠባ ዓለም ተወሳኺ መንጸሮር ምዃኑ ይግለጽ …

Read More »

ዚምባብዌ፡ ዝለዓለ ዋጋ ዘለዎ ባጤራ ትሓትም

ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚራ፡ ሃገረ ዚምባብዌ፡ ዝለዓለ ዋጋ ዘለዎ ዝተባህለሉ ናይ 50 ዚምባብዌ ዶላር ገንዘብ ክተሕትም ምዃና ተሓቢሩ። ዋጋ እዚ ገንዘብ፡ ናብ ዶላር ኣመሪካ እንክትመን 60 ሳናቲም ጥራይ ምዃኑ ኣዘራራቢ ኮይኑ’ሎ። ማእከላይ ባንክ ዚምባብዌ፡ 360 ሚልዮን ዶላር ባጤራ እታ ሃገር፡ ናብ ባንክታት ክከፋፈል ምዃኑ እውን ሓቢሩ’ሎ። እዚ ንመበል ሻድሻይ ግዜኡ ዝስራሕ ዘሎ ባጤራ ኮይኑ፡ እቶም ትሕት ዝበለ ዋጋ ዘለዎም ባጤራታት፡ …

Read More »

ኩባንያ ኩፕ፡ ኣገልግሎት ክህብ ክጅምር እዩ

ብሰንኪ ብሰርሰርቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሳይበር፡ ካብ ዓርቢ ምሸት ጀሚሩ ክሳብ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዝነበረ ግዜ፡ ኣስታት 800 ጨናፍር ናይ ኩባንያ ኩፕ ኣገልግሎት ካብ ምሃብ ደው ኢለን ምጽነሐን ዝፍለጥ ኮይኑ ካብ ሎሚ ሰሉስ ጀሚረን ግን ገለ ክፋል ጨናፍር ናይቲ ኩባንያ ኣገልግሎት ክህባ ጀሚረን ከምዘለዋ ወሃብ ቃል እቲ ኩባንያ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እቲ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ፡ ካብ ማእከላይ ቦታ ናይቲ …

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ብዙሕ ለውጢ ከይገበረ ይቕጽል ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 10,700 ስራሕ ክረኽቡ እንከለዉ፡ 10,400 ዝኾኑ ሰባት ድማ ስራሕ ኣልቦ ከምዝኾኑ ተመዝጊቦም። በዚ ድማ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.9% በጺሑ ከምዘሎ ጸብጻባት እቲ ቤት ጽሕፈት ይሕብሩ። ስራሕ ካብ ዝደልዩ ዘለዉ ሰባት፡ እቶም 2600 ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 24 …

Read More »

ሰርሰርቲ፡ ብሚልዮናት ዶላራት ዝበጽሕ በጃ ንክኽፈሉ ይሓቱ

ኣብ ልዕሊ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ኩባንያታት፡ ብመንገዲ ኢንተርኔት መጥቃዕታት ዘካይዱ ሰርሰርቲ (cyberattackers) ነቲ ዝዓጸውዎ ስርዓተ ኢንተርኔት ንኽኸፍቱ ክሳብ 70 ሚልዮን ዶላር ወይ ድማ 600 ሚልዮን ክሮነር ፡ በጃ ንኽኽፈሉ ከምዝሓተቱ ሮይተርስ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ካብተን በዞም ሰርሰርቲ ዝተጠቕዓ ሽወደናውያን ኩባንያታት ኩፕ (Coop)፡ ኣፖቴክ ህየርታን (Apotek Hjärtat) ኤስ ጀ (SJ) ምንባረን ይፍለጥ። ረቪል (Revil) ዝተባህለ ጉጅለ ሰርሰርቲ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com