Thursday , April 25 2024

ቁጠባ

Harmony Media News 26-02-2021

Read More »

ሃገረ ኖርወይ፡ ዶባ ሰጊሮም ንዝሰርሑ፡ ዶባታት ትኸፍት

ዶባት ሃገረ ኖርወይ፡ ካብ ዕለት 28/01/2021 ጀሚሩ ከምዝዓጸወት ይዝከር። እቶም በዚ ውሳኔ ቀንዲ ዝተጎድኡ እንተድኣ ሃልዮም ድማ፡ እቶም ካብ ሽወደንን ፊንላንድን ተበጊሶም ዶብ ኖርወይ ሰጊሮም ኣብታ ሃገር ዝሰርሑ ዝነበሩ ሰባት ምዃኖም ይፍለጥ። ምኽንያቱ፡ ደሞዞምን ናይ መድሕን ኣገልግሎትን ክረኽቡ ብዘይ ምኽኣሎም። ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኖርወይ፡ ኤርና ሶልበርግ፡ ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ብቴሌፎን ከም ዝተዘራረበን ብዛዕባ …

Read More »

ዜና መጽሔት 25 ለካቲት 2021

Read More »

ኩባንያ ሰምፐር፡ ብዛዕባ መግቢ ህጻናት ዝኾነ ፍርያቱ ሓበሬታ ይህብ

መግቢ ህጻናት ዘፍሪ ኩባንያ ሰምፐር፡ ነቲ ኣብ ዕዳጋታት ተዘርጊሑ ዘሎ ንልዕሊ 8 ኣዋርሕ ዝዕድሚኦም ተባሂሉ ዝፈረየ ብስም ሆልሚል ዝፍለጥ ስብቆ ኣመልኪቱ፡ ሓበሬታ ከምዘመሓላለፈ፡ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ፍርያት፡ ብዘይካ ሰዓዕ (oats)፡ ንልዕሊ 18 ኣዋርሕ ዝዕድሚኦም ህጻናት ተባሂሉ ከም በዓል ባናናን ፔሮንን (prunes) ስለዝተሓወሶ፡ እቶም ነዚ ፍርያት ዝበልዑ ናእሽቱ ህጻናት፡ ናይ ከብዲ ቃንዛ ከጋጥሞም ክኽእል እዩ። ስለዝኾነ ድማ፡ ነዚ ፍርያት …

Read More »

Harmony Media News 24-02-2021

Read More »

ኩባንያ ሃዩንዳይ (Hyundai)፡ ናይ ዘፍረየን መካይን፡ ባተሪ ክቕይር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ፍርያት ኩባንያ ሃዩንዳይ ዝኾና ናይ ኤሌክትሪክ መካይን፡ እቲ ዝጥቀማሉ ዘለዋ ባተሪ፡ ንሓደጋ ሓዊ ዘቃልዕ ኮይኑ ስለዝተረኽበ፡ እቲ ኩባንያ፡ ብዓለም ደረጃ ንዘፍረየን 82 ሽሕ መካይን ባተሪ ክቕይረለን ምዃኑ ሓቢሩ። እዚ ናይ ባተሪ ምቕያር መስርሕ፡ ነተን ብ ኮና አቪ (Kona EV) ዝፍለጣ ሞዴል ጥራይ ዝምልከት ምዃኑ እቲ ኩባንያ ኣብሪሁ። ብሓደ ኣፍራይ፡ ኣብ ልዕሊ ክንድ’ዚ ብዝሒ ዘለወን መካይን ዝግበር መስርሕ ምቕያር ባተሪ፡ ኣብ …

Read More »

ሱዳን: ዋጋ ዶላር ብዕጽፊታት ይውስኽ

ማእክላይ ባንክ ሱዳን ን ባጤራ እታ ሃገር ዋጋኡ ከም ዝሓስር ብምግባር ምስራዝ ዕዳ ክግበረላን ወፍሪ ክትስሕብን ትጽዕር ምህላዋ ተገሊጹ። ባንክ እታ ሃገር ንዕላዊን ናይ ጸሊን ዕዳጋ ሸርፊን ዶላር ማዕረ ከም ዝኸውን ጌሩ’ሎ። ብመሰረት እዚ ዋጋ ሓደ ዶላር 370 ፓውንድ ሱዳን ኮይኑ’ሎ። ዓመታዊ ዝቕባበ ሱዳን ብ 300% ኣብ ዓለምና ዝዓበየ እዩ ዝበለ ድምጺ ኣመሪካ፥ እዚ ድማ ኣብታ ሃገር በብግዜኡ ናዕቢ ኣብ …

Read More »

Harmony Media News 22 /02/ 2021

Read More »

Harmony Media News 19-02-2021

Read More »

ኩባንያ SJ፡ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ከተማታት፡ ዝርከባ መደበራት ኣገልግሎቱ ከቋርጽ መዲቡ

ኩባንያ SJ፡ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላዉ፡ ኣብ ማልመ፡ ዮቶቦሪን ስቶክሆሎምን ዝርከባ መደበራት ኣገልግሎት ካብ 1 / መጋቢት ጀሚሩ ከቋርጽ መዲቡ ምህላዉ ኣፍሊጡ ክብል ኣገልግሎት ሬድዮ ሽወደን፡ ሎሚ ሓቢሩ። እዘን መደበራት፡ ትኬት ኣብ ምሻጥን ብባቡር ኣብ ዝግበር መገሻታት ዝፍጠር ለውጢታት ዘሳልጣን እየን። ኩባንያታት በረራን ባቡርን፡ ካብተን ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናን መምርሒታት ኮሮናን ብዓቢ ደረጃ ዝተሃስያ ኩባንያታት ምዃኑን ይፍለጥ። ብመንገዲ ኩባንያ SJ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com