Saturday , May 4 2024

ቁጠባ

ኩባንያ ቮልቮ፡ 9000 መካይን ይመልስ

ሽወደናዊ ኩባንያ ቮልቮ፡ ምስቲ ንመከላኸሊ ተባሂሉ ዝተገጥመ ናይ ኣየር ከረጺት (Airbag) ጸገማት ዘለወን 9000 መካይን ካብ ዕዳጋታት ስሒቡ ክብል ንዮተበሪ ፖስተን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና TT ሎሚ ሓቢሩ። እቲ ንናይ ኣየር ከረጺት ዝቈጻጸር ንእሽቶ ኮምፕዩተር፡ ብሰንኪ ኣብ ምግጥጣም ዝተፈጥረ ጉድለት፡ ካብ ቦትኡ ይንቀሳቐስ ብምህላዉ እዩ እቲ ጸገም ተፈጢሩ ክብል እቲ ኩባንያ ገሊጹ። እዘን ዝተጠቕሳ መካይን፡ ዝሓለፈ ሓጋይ፡ ኣብ ፋብሪካ ዮተበሪ ከም …

Read More »

ማእከላይ ባንክ ሽወደን፡ ንመጠን ወሰኽ ወለድ፡ 0% ገይርዎ

ማእከላይ ባንክ ሽወደን፡ ንዝነበሮ መጠን ወለድ፡ ብ0% ከምዝወሰኾ ተፈሊጡ። እዚ ኣውጺእዎ ዘሎ ሕጊ፡ ክሳብ 2024 ክጸንሕ ምዃኑ ይሕብር። ብተወሳኺ፡ እዚ ወጺኡ ዘሎ ውሳኔ፡ ከምዚ ኢሉ ንዝንውሕ ዝበለ ዓመታት ክቕጽል ተኽእሎታት ከምዘሎ ክትብል ናይ ቲቪ ተንታኒት ቁጠባ፡ ክሪስቲና ላገርስትሮ፡ ትዛረብ። መጠን ወለድ ባንክ ዘይምውሳኹ፡ ጠቓሚ ክኸውን ከም ዝኾነን ካብኡ ሲዒቡ ከኣ ቀጻሊ ሓገዝ ከምዝኾነ ይሕብሩ። ቁጠባዊ ምዕባለ ሽወደን፡ ኣብ 2021 ነዚ …

Read More »

ቬንስተርፓርትየት፡ ብዛዕባ ወነንቲ ትካላት ዝወሃብ ሓገዝ አማመ ኣቅሪቡ

ሰልፊ ቬንስተርፓርትየት፣ ኣብ ዘቅረቦ አማመ፣ ወነንቲ ትካላታ ሓገዝ (ersättning) ኣብ ዝሓትሉ አዋን፣ አቲ ትካል ካብ ስራሕ ደው ኢሉ ከም ዘሎ መረጋገጺ ከቕርቡ ከም ዘለዎም ሓቢሩ። አዚ ማለት ድማ ብመንገዲ ወግዓዊ ኤሊትርካዊ መርበብ ሓበሬትኦም፣ ካብ ስራሕ ደው ኢሎም ከምዘለዉ ክሕብሩ ከም ዘለዎም ኣብሪሁ። አዚ ብመንግስቲ ወሃብ ዘሎ ድጎማ፣ ነዘን ትካላት ካብ ጥፈሻ ንምድሓነን ኩነታት ኣብ ዝመሓየሽሉ ግዜ ብንቐጥታ ናቡ ንቡር ንኽምለሳ …

Read More »

መንግስቲ፡ ንቑጽሪ ተሳፈርቲ ባቡራትን ኣውቶቡሳትን ደረት ገይርሉ

ከምቲ ትጽቢት እተገብረሉ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መምርሒ ንምክልኻል ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና፡ ኣብ ናይ ነዊሕ ርሕቀት ህዝባዊ መጓዓዝያ ደረት ቁጽሪ ተጓዓዝቲ ኣንቢሩ ኣሎ። ካብ ለካቲት 14 ክሳብ ግንቦት 31 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ካብ150 ኪሜ ንላዕሊ ኣብ ዝኸዳ ናይ ነዊሕ ርሕቀት መጓዓዝያ፡ ፍርቂ ብዝሒ መናብር ጥራይ እዩ ክፍቀድ ክትብል ሚኒስተር ህዝባዊ ጉዳያት፡ ሊና ሃሊንግረን፡ ሎሚ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያታት፡ ዝተረሩ ቀይድታት ከመሓላልፍ ይዳሎ

ስፖርታዊ ቅነ ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር እዩ። ነዚ ተኸቲሉ መንግስቲ ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ኣብ ልዕሊ ናብ ርሑቕ ቦታታት ዝንቀሳቐሳ ህዛባዊ መጓዓዝያታት፡ ኣውቶቡሳትን ባቡራት፡ ዝተረሩ ሓደስቲ ቀይድታት ከመሓላልፍ ወሲኑ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብዘን ባቡራትን ኣውቶቡሳትን ዝሳፈሩ ተጓዓዝቲ፡ ቁጽሮም ውሱን ክኸውን እዩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡ ሊና ሃሊንግሪን፡ ከምኡ ውን ሚኒስተር ትሕተ ቅርጺ፡ ቶማስ ኢኒሮስ፡ …

Read More »

Harmony media News – ዜና ሃርሞኒ 08 የካቲት 2021

Read More »

Harmony media News 05/02/2021

Read More »

ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ናይ 15 ቢልዮን ክሩና፡ ክሳራታት ከጋጥሞ ከምዝኽእል ገምጋማት ይሕብሩ

ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ብዘስዓቦ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ናይ 15 ቢልዮን ክሩና፡ ክሳራ ከጋጥሞ ከምዝኽእል ካብቲ በዓል መዚ ዝተረኽበ ሓድሽ ፋይናንሳዊ ገምጋም ይሕብር። ኣብ መላእ ሃገር ዝካየድ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ሓላፍነትና ስለዝኾነ፡ ንኸይቋርጽ ብዘለና ዓቕሚ ንሰርሕ’ኳ እንተሃለና፡ ክሳብ’ዚ ሕጂ እዋን ግን፡ ካብ መንግስቲ ዝረኸብናዮ ሓገዝ የለን ክብል ሓላፊ ምምሕዳር’ቲ በዓልመዚ ክሪስቶፈር  ታምሶንዝ ንሬድዮ ኢኮት ሓቢሩ። ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ …

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 04 ለካቲት 2021

Read More »

Harmoy media News 01/02/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com