ዝሓለፈ ዓመት ዞባታት ሽወደን ግዜያዊ ኣባላት ክንክን ጥዕና ንምምጻእ ክሳብ 6 ቢልዮን ክሮና ወጻኢ ከም ዝገበራን እዚ ድማ ምስ ኣብ ዓመተ 2020 ዝነበረ ወጻኢ እንክወዳደር ናይ 12% ወሰኽ ከም ዘርኣየ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ክሳብ 40% ካብዘን ነርስታት ካብ ናይ ስራሕ ኤጀንሲታት ዝተረኽባ ኮይነን ናብ ግዜያዊ ስራሕ ናይ ምቕያር ዝንባለታት ከም ዘለወን እዩ ዝግለጽ። ነርስታት ኣብ ዕዳጋ ሽቕለት ዘለወን ዋጋ ካብ …
Read More »ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ምስ ምልዓል መምርሒታት ኮቪድ ካርኒቫላት ይበራበሩ ኣለዉ።
ካርኒቫላት ኣብ መላእ ዓለም ዳግማይ ይጅመር ኣሎ። ብፍላይ ኣብተን ኩነታት ለበዳ ኮሮና ህድእ ዝበለለን ዓዲታት እተኸትቡ ዜጋታት ብናጽነት ኣብዚ ዝፈትዉዎ በዓል ካርኒቫል ይሳተፉ ምህላዎም ተገሊጹ። ንኣብነት ብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ርእሰ ከተማ ቦሊቭያ ላ ፓዝ ኣብ ዝተጸንበለ በዓል ካርኒቫል ንግስቲ ካርኒቫል ዳያና ሞሊና ከም ዘድመቐቶ ጸብጻብ ዶቸቬለ ኣመልኪቱ።
Read More »ፕሮቲን ትሕዝቶ ዘሎዎ ክትባት ተዳልዩ ከምዘሎ ተሓቢሩ
እቶም ገና ኣንጻር COVID-19 ኽኽተቡ ዘይከኣሉ ሰባት ነቲ ብልምዲ ዝማዕበለ ኖቫክሶ ቪድ ዝበሃል ክትባት ክወሃቦም ከም እተሓበረ ራዲዮ ፍልጠት ዝተባህለ ማዕከን ጸብጻብ ሂቡ ኣሎ። ኣብ ባዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ሓላፊ ተማሓላለፍቲ ሕማማት ኣቶ ኣንደሽ ተግኔል እቲ ብባህላዊ መገዲ ዝተሰርሐ ኮይኑ ዝኾነ ጸገም ከምዘይብሉ ጥራይ ዘይኮነ፣ ዝደንቕ ክታበት ኢዩ ብምባል ሞያዊ ትንታነ ሂቡሉ ኣሎ። እዚ ኸኣ ነቶም ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ክታበት …
Read More »ኖርዌይ ሓድሽ ክብረ-ወሰን ኮሮና።
ብሰንኪ ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ጸጥታዊ ወጥሪ ሽወደን ንገለ ኣባላት ኤምባሲኣ ካብ ኪየቭ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጌራ። “ብሰንኪ ጽንኲርን ክትንበዮ ዘሸግርን ጸጥታዊ ኲነታት ኤምባሲና ኣባላቱ ካብ ኪዬቭ ከጒድል ወሲኑ’ሎ” ክትብል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ ገሊጻ’ላ። ቤተሰብ እቶም ኣባላት ኤምባሲ ብመሰረት እቲ ሚኒስትሪ ዝገብሮ ጻውዒት ድሮ ናብ ሽወደን ተመሊሶም ኣለዉ። ንምዕባለታት እቲ ከባቢ ብኣንክሮ ይከታተሎ ምህላዉ ዝገለጸ እቲ ሚኒስትሪ ብዘይካ …
Read More »ኦስትራልያ ዶባታ ን ኣህጒራዊ በጻሕቲ ከፊታ።
ኦስትራልያ ንኽልተ ዓመት መመላእታ ተዓጽያ ድሕሪ ምጽናሕ ዶባታ ንኣህጒራውያን በጻሕቲ ከፊታ’ላ። እዚ ውሳነ ነቶም ምስ ስድራኦም ተፈላልዮም ዝጸንሑ ሰባት ዓብዪ ሓጎስ ፈጢሩሎ። ብዘይካዚ ጽላት ቱሪዝም ኣብ ምብርባር እውን ተወሳኺ ኣወኦታዊ ስጒምቲ ምዃኑ ተገሊጹ’ሎ። ኦስትራልያ ብምኽንያት ኮቪድ ካብ መጋቢት 2020 ኣትሒዛ ኣዝዩ ጽንኲር ናይ ጒዕዞ መምርሒታት ኣጽኒዓ ምጽንሓ ዝፍለጥ እዩ። ኦስትራልያውያንን ካልኦትን ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሕዞም ክምለሱ እኳ እንተተፈቒደሎም ወጻእተኛታት ግና …
Read More »ንግስቲ ኤልሳቢጥ ብ ኮቪድ-19 ተለኺፋ።
ንግስቲ ኤልሳቢጥ ብኮቪድ-19 ከም እተለኽፈት ቤተመንግስቲ ባኪንሃም ገሊጹ። ፍዂስ ዝበሉ ምልክታት እቲ ሕማም ተርኢ ምህላዋ ዝገለጸ ጸብጻብ ቢቢሲ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ሳምንታት ኣብ ዊንድሶር ፍዂስ ዝበለ ዕዮታታ ክትቅጽል እያ ዝብል ውጥን ምህልዉ ወሲኹ ኣመልኪቱ። “ኣድላዪ ሕክምናን መምርሒታትን ምስዓብ ክትቅጽል እያ” ይብል እቲ ዜና። ኣብ ቤተመግሲ ባንኪንሃም ን ቦኽሪ ወዳ መፍስን ዌልስ ሓዊስካ ብርክት ዝበሉ ሰራሕተኛታት በቲ ሕማም ከም እተለኽፉ ክግለጽ …
Read More »ሚኒስተር ነዳዲ ኖርወይ Marte Mjøs Persen ብ ኮቪድ-19 ተለኺፋ።
ሚኒስተር ጸዓትን ነዳዲን ኖርዌይ Marte Mjøs Persen (AP) ብሕማም ኮቪድ ከም እተለኽፈት ተገሊጹ። ኣብ ቀረባ መዓልታት ብኮቪድ-19 ሚኒስተራት እታ ሃገር ክልከፉ ንሳልሳይ ግዜኡ እዩ። “ሚኒስተር Mjøs Persen ንገዛእ ርእሳ መርሚራ ነጋቲቭ ውጽኢት ረኺባ እኳ እንተነበረት ትማል ቀትሪ ድሕሪ ዝገበረቶ መርመራ ግና በቲ ሕማም ከም እተለኽፈት ከም እተረጋገጸ ኣብ ሚኒስትር ጸዓትን ነዳኢ ዘይትን ሓላፊ ጒዳያት ፕረስ ቶር በከት ን ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢሩ።. …
Read More »ኖርዌጃውያን ናይ ዊንተር በዓላት ኣብ ውሽጢ ሃገር ከሕልፉ ይደልዩ።
15% ኖርዌጃውያን ጥራይ በዓላት ዊብተር ካብ ሃገር ወጻኢ ከሕልፉ ከም ዝደልዩ Response Analyze ን ፍረምቲድ ብምውካል ኣብ ዘካየዶ ሓድሽ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ኣብ ኖርዌይን ኣውሮጳን መምርሒታት ኮቪድ ቀጺሉ እኳ እንተሃለወ 85% ኖርዌጃውያን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም በዓላት ዊንተር ከሕልፉ ድሌት ከም ዘለዎም ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ መጽናዕቲ ን 230 ሽሕ ሰባት ቃለመሕትት ከም ዘካየደ ዝገለጸ እቲ መጽናዕቲ 5% ናብ ውዕይ ዝበለ ኲነታት …
Read More »ሽወደን ን ሽማግለታት ራብዓይ ዙር ክትባት ክወሃብ ተላብያ።
ዕድሜኦም 80ን ልዕሌኡን ዝኾኑ ሽማግለታት ባህርያዊ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም መታን ከይጐድል ኻልኣይ ክትባት ኮቪድ-19 ክወስዱ ከም ዝግባእ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ትማል ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሓቢሩ። ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን ዘለዎ ፍጡን ናይ ምልባድ ተኽእሎ ኣብ ግምት ዘእተወ ለበዋ ምዃኑ እውን ተገሊጹ። እዚ ለበዋ ንዂሎማ ኣብ መእለዪ ትካላት ከምኡውን ሓገዝ እናተገብረሎም ኣብ ኣባይቲ ኣገልግሎት ዝቕመጡ ሰባት’ውን እዚ ሓገዝ …
Read More »ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ለበዳ ገለ ኣውራጃትት ሕጽረት ደም ኣጋጢምወን።
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ዋሕዲ ለገስቲ ደም ብሃገር ደረጃ ዋሕዲ ማዕከ ደም ኣጋጢሙ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ ወይ ድማ ክትባት ዝወሰዱ ሰባት ደም ቅድሚ ምልጋሶም ክጽበዩ ስለ ዘለዎም እቲ ሕጽረት ማዕከን ከጋጥም ምኽኣሉ ኣደ መንበር ውድብ ባንክ ደም ሽወደን ኢንግሪድ ጆሃንሰን ን ኤድዮ ሽወደን ኣብ ሃበቶ ሓበሬታ ገሊጻ። ብፍላይ ኣብ ዓይነታ ደም O ከምኡውን A ሕጽረታት ኣጋጢሙ ምህላዉ …
Read More »