Monday , May 20 2024

ጥዕና

ኣብ ብዙሓት ቦታታት ሽወደን ለበዳ ኮሮና ብናህሪ ይውስኽ ኣሎ ክብል በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ገሊጹ።

ኣቐድም ኣቢሉ ትኽ ዝበለ መስመር ብዝብል ክግለጽ ዝጸንሐ ዝርግሐ ለበዳ ኮሮና ኲነታት ይቕየር ምህላዉ ተገሊጹ። ሕላፊት ትንተና በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ን ሬድዮ P1 ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ እቲ ኣሃዛት ብናህሪ ይውስኽ ምህላዉ፡ እንተኾነ ግና ካብዚ ብምብጋስ ብዛዕባ መጻኢ ምትንባይ ከም ዘሸግር ገሊጻ። ኣብ ዝበዝሑ ክፋላት ሽወደን ሕጂ’ውን ህድእ ዝበለ ኲነታት ምህላዉ፥ ኣብ ገሊኡ ግና ብኣንጻሩ ብናህሪ ዝዓቢ ለበዳ ምህላዉ ድማ ተመልኪቱ። …

Read More »

ካብ ኩሉ ብእኩብ ዝካየድ ዓይነት ስፖርት ካብ ምክያድ ሰባት ክቛርጽ ይጽውዕ።

ዝኮነ ሰብ ኮነ ስፖርተኛታትን ዝተዋህበ ምኽሪ ውድድራት ደው ብምባል በብቅልቖም ኣብ ግዳም ልምምዳትኩም ኣካይዱ ሰብ መዚ ጥዕና ይምሕጸኑ። ዓበይቲ ኣጋጣሚታት ከም ውድድራት ካልእን ክውንዘፉ በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እዚ ዝተባህለ ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና እዩ። ዳይረክተር ጀነራል ጆን ካርልሰን ገሊኣቶም ስፖርት ጠቢቕካ ምርኻብ መይ ምትንኻፍ ዝሓቱ ብምዃኖም ክካየዱ የብሎምን ኢሉ። ኲሎም ብምትንኻፍ ዝካየዱ ስፖርታዊ ንጥፈታት ንግዜኡ ክዕገቱ ድማ ጻውዒቱ …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ በዓል ፋሲካን ሮሞዳንን ንምጽንባል ዝግበሩ ምትእኽኻባት ንኽስረዙ ይጽውዕ።

ሕብረተ ሰብ ሽወደን በዓል ፋሲካ ንምጽንባል ናብ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ካብ ምጋሽ ክቑጠቡ መንግስቲ ተማሕጺኑ። ብተወሳኺ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ሃይማኖታዊ በዓላት ከም በዓል ፍሲካ ኮነ ሮሞዳን ንምጽንባል ዝግበሩ ዝነበሩ ምትእኽኻባት ንኽስረዙ ሚኒስተር ህዝባዊ ጉዳያት፡ ሊና ሃሊንግሪን ጸዊዓ። ምስፍሕፋሕ ለበዳ ቫይረስ ምግታእ ሓላፍነት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ምዃኑ እታ ሚኒስተር ሎሚ ኣብ ዝገበረቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ ገሊጻ። ህዝባዊ መጓዓዝያ ኣውቶቡሳት፡ ቤት ምግብታት፡ ድኳናትን …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ካብ ፋርማሲታት ዝግዝኡ መድሃኒት ቀይዲ ክግበረሎም እዩ።

ኣብ ዕዳጋታት መድሃኒት ቅልውላው ንኸየጋጥም ብምባል መንግስቲ ሽወደን ነቲ ካብ ፋርማሲ ዝሃልኽ መድሃኒታት ቀይዲ ክገብረሉ ሎሚ ንግሆ ወሲኑ። ፋርማሲታት ንሕሙማት ክሸጣሎም ዝጸናሓ ናይ ሓደ ዓመት መድሃኒት ተሪፉ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝኣክል መድሃኒት ጥራይ ክሸጣሎም ከምዘለወን እዚ ሓድሽ ውሳነ ይእዝዝ ክትብል ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡ ሊና ሃሊንግሪን፡ ሎሚ ኣብ ዝገበረቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢራ። ሕዱር ሕማም ዘለዎ ሰብ ኣብ ሓደ እዋን ንሓደ ዓመት ዝኣክል …

Read More »

“ደም ሃብ ሂወት ሃብ” ኤርትራዊ ሲቪካዊ ማሕበር ተራሑም ኦሮብሮ

ደም ሃብ ሂወት ሃብ  ብዝብል ቴማ ኣባላት ናይቲ ኣብ ከተማ ኦሮብሮ ዝርከብ ኤርትራዊ ሲቪካዊ ማሕበር ተራሑም ብዕለት  19/3/2020 ደም  ለጊሶም። ደም ካብ ዝለገሱ ኣባላት እቲ ማሕበር ብዝሒ ወለንታውያን ለገስቲ ደም እናወሓደ ብምምጽኡን፣ ኣንጻር ተላባዒ ሕማም ኮሮና ኣብ ዝግበር ርብርብ ተሳትፎኦም ንምዕዛዝን፣ ከምእውን ሽወደን እኹል ቀረብ ደም ንኽህልዋ ናይ ኩሉ ዜጋ ተሳታፍነት ኣገዳሲ ምዃኑ ብምእማን ፣ ኣባላት እቲ ማሕበር  ምስ ክፍሊ ቤት …

Read More »

ጽማቚ ትሕዝቶ ቃለመሕትት ዶክተር ብሩስ ኣይልዋርድ

ዶክተር ብሩስ ኣይልዋርድ ከምኒ ፖልዮ፥ ኢቦላን ካልኦት ሕማማትን ኣብ ምክልኻል ናይ ሰላሳ ዓመት ተመኲሮ ዘለዎ በዓልሞያ ኮይኑ ሕጂ ምሉእ ኣተኲሮኡ ኣብ ምዕጋት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና( COVID-19) ጌሩ ይርከብ።  ኣሊዋርድ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ዳይረክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ሓደ ካብቶም ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምቅላስ ዝለዓለ ሓላፍነት ወሲዶም ዝሰርሑ ዘለዉ እዩ።  ብዛዕባ ውጻኢታውነት ግብረመልሲ ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ንምጽናዕ ኣብ ለካቲት ልፍንታዊ ልኡኽ …

Read More »

ኣብ ኣዋጣሪ እዋን ክሮና ቫይረስ ክግበሩ ዝግብኦም ነገራት

Read More »

Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 01 ሚያዚያ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡ 1. መንግስቲ ሽወደን ሓድሽ ናይ ምንቅስቕሳትን ምእካብን ዝምልከት መምርሕን ምኽርን ኣዉጺኡ። 2. ሃገራዊ ቁጠባ ሽወደን ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ኣዋርሕ ከቢድ ፈተነ ከጋጥሞ እዩ ተባሂሉ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

Read More »

ሽወደን ዝያዳ መርመራ ኮሮና ክትገብር ትደሊ።

ዝያዳ መርመራ ቡዙሕ ወጻእታትን ዝያዳ ስራሕ ከም ዘድሊ እካ እንተኮነ። ክኢላ ለበዳ ሕማም ኣንደርስ ቴግኔል ሓቢሩ’ሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 10 ሽሕ ሰባት መርመራ እዚ ቫይረስ ከም እተገብረሎም ዝፍለጥ እዩ። መንግስቲ ዝያዳ ሰባት ክምርመሩ ከም ዘለዎም ኣብ ስምምዕ ምብጽሑ እንተኾነ ግና ሚኒስተር ጥዕናን ማሕበራዊ ጒዳያትን ሌና ህልግረን እዚ ኣገባብ ቅኑዕ ኣይኰነን ነቶም ዝምልከቶም ዝበልናዮም ጥራይ ሸቶ ክንገብር ይግባኣና ኢላ።

Read More »

መንግስቲ፡ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ተወሳኺ ናይ ክሮና ቫይረስ መርመራታት ንኸካይድ ሓላፍነት ክወሃቦ’ዩ።

ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ተወሳኺ መርመራታት ክሮና ቫይረስ ንኸካይድ ብመንግስቲ ሓላፍነት ከወሃቦ ምዃኑ መራሒ ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ኦልፍ ክሪስቶርሾን ሓቢሩ። ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ዝሰርሑ እቶም ቀዳሞት መርመራ ዝካየደሎም ክፋል እዮም። ስዒቡ ድማ ንብዙሓት ዝሽፍን መርመራታት ክካየድ ምዃኑ ክሪስቶርሾን ሎሚ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ድሕሪ ዝገበሮ ዝርርብ ንመርበብ ሓበሬታ ሽወደን TT ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። እዚ መስርሕ ናይ ቅምሶ መርመራ ቅድሚ ሳምንታት ክትግበር ዝነበሮ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com