Wednesday , May 15 2024

ቁጠባ

ሃገረ እንግሊዝ፡ ንዜጋታት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣፍደጊኣ ከተርሑ ምዃና ይንገር

ሎሚ ሮቡዕ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እንግሊዝ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ነቶም ምሉእ ክትባት ዝፈጸሙ ካብ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረትን ኣሜሪካን ዝመጹ ዜጋታት፡ ሃገሩ፡ ኣፍደጊኣ ከተርሑ ምዃና ክገልጽ ትጽቢት ኣሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ንጸብጻብ ጋዜጣ ፋይናንሽያል ታይምስ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ትግባረ ናይዚ ውሳነ፡ ካብ ዝቕጽል ሰሙን ክኸውን ከምዝኽእል እታ ጋዜጣ ንመንግስታዊ ምንጪ ምርኩስ ብምግባር፡ ገሊጻ። ካቢነ ሚኒስተራት ዓዲ እንግሊዝ፡ ብጉዳይ እዚ ሓሳብ፡ ንጆንሶን ከእምንን ኣብ …

Read More »

ዓማዊል ባንክ ይሮት (Bank girot)፡ ክልተ ግዜ ከምዝኸፍሉ ኮይኖም

ክላርና (Klarna) ዝተባህለ ናይ ክፍሊት ኣገልግሎት፡ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ቴክኒካዊ ጸገማት ገለ ካብ ዓማዊሉ፡ ዕጽፊ ክፍሊት ከምዝኸፈሉ እኳ እንተሓበረ፡ ድሒሩ ግን፡ እቲ ዘጓነፈ ጸገም፡ ኣብ ባንክታት ኖርድያን (Nordea) ባንክይሮትን ( Bankgirot) ምንባሩ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ዝሓለፈ ረቡዕ፡ ዕለት 21 ሓምለ፡ ኤሌክትሮኒካዊ መስርሕ ኣገልግሎት ናይ ኖርድያ ድሕሪ ዘጋጠሞ ጸገማት፡ ብመንገዲ ባንክይሮት ዝካየድ ዝነበረ መስርሕ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ (transactions) ከምዝተጸልወ፡ ጋዜጣዊ …

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ መበል 29 ሰሙን ናይዚ ዓመት’ዚ፡ 5632 ሓደሽቲ ስራሕ ኣልቦ ሰባት ከምዝተመዝገቡን፡ በዚ ድማ ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ 408,677 በጺሑ ምህላዉ ብምግላጽ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.9% ምብጽሑ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ኣብ ሰሙናዊ ጸብጻቡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ይኹን እምበር፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 24 ዓመት ዘለዉ መንእሰያት፡ ልዑል ከምዘሎ እቲ ጸብጻብ …

Read More »

Harmony Media News 26/07/2021

Read More »

Harmony News 23 – 07 – 2021

Read More »

Harmony News 21/07/2021

Read More »

ትግራይ፡ ቃፍላያት መካይን ረድኤት ተጠቒዐን

ሰብኣዊ ረድኤት ጽዒነን፡ ናብ ትግራይ ዘምርሓ ዝነበራ ቃፍላይ ዓበይቲ መካይን፡ ናብቲ ክልል ከይበጽሓ መጥቃዕቲ ከም ዝወረደን ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ። እዚ መጥቃዕቲ ነቲ ኣብ ትግራይ ክሳለጥ ዘሎ ምብጻሕ ሰብኣዊ ሓገዛት ተወሳኺ ሽግራት ዝፈጥር እዩ ተባሂሉ’ሎ። 10 ረድኤት ዝጸዓና ዓበይቲ መካይን፡ ኣብ ዶብ ትግራይ ዓፋርን መጥቃዕቲ በጺሕወን ኣሎ ክብል፡ ፕሮግራም መግቢ ዓለም፡ ገሊጹ’ሎ። ኣብ ትግራይ ንሽሞንተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ኲናት፡ ኣብዚ እዋን …

Read More »

Harmony News 19-07-2021

Read More »

ፍርያት ኣይስክሬም፡ ንኽምለስ ተሓቲቱ

ስያ (Sia) ዝዕላመቱ ኩባንያ ኣይስክሬም፡ ብሰንኪ ኣብ ትሽዓተ ካብ ፍርያታቱ ዝተረኽበ ኢታይሊን ኦክሳይድ ዝተባህለ ቀመም፡ ካብ ዕዳጋታት ክእክብ ምዃኑ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ብመሰረት ኩባንይ ስያ ኣይስክሬም፡ መጠን ናይቲ ኣብ ፍርያቱ ዝተረኽበ ቀመም ብጣዕሚ ውሑድ’ኳ እንተኾነ፡ ነቶም ናይ ለሚንን ማንጎን መቐረት ዘለዎም፡ ኣብ ናይ ሓሙሽተ ሊትሮ መትሓዚ ዝሽየጡ ፍርያቱ፡ ካብ ምፍራይ ጠጠው ኣቢልዎም ከም ዘሎ ገሊጹ። እቶም ነዚ …

Read More »

Harmony News 16/07/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com