Monday , April 29 2024

ቁጠባ

ሰሙናዊ ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 8600 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ከም ዝኾኑ ክምዝገቡ እንከለዉ ኣስታት 10 ሽሕ ድማ ስራሕ ከምዝረኸቡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ሽወደን፡ ብድምር ኣስታት 404 ሽሕ ሰባት ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም ከምዘለዉ ዝፍለጥ ኮይኑ ንመጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናብ 7.8% ኣብጺሕዎ ከምዘሎ ተገሊጹ። መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 24 …

Read More »

Harmony Media News 23/08/2021

Read More »

Harmony Media News 20/08/2021

Read More »

ዋጋታት ነዳዲ የንቆልቊል

ካብ ወርሒ ግንቦት፤ ንደሓር ዋጋታት ነዳዲ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዝርከቡ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ምውሳኽ ዋጋ ዶላርን ኩነታት ኮቪድ-19 እዮም ተባሂሉ።   ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ: ሎሚ ንግሆ 2.5% ብምጒዳል ናብ $66.51 ወሪዱ’ሎ። ኣሜሪካዊ ኩባንያ ነዳዲ WTI ብወገኑ: ናይ 3% ምጒዳል ዋጋ ብምርኣይ: ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ: ብ $63.50 ይሽየጥ ምህላዉ ተገሊጹ። ኩባንያታት ነዳዲ …

Read More »

መንገድታት ኣየር: ሰራሕተኛታተን ምሉእ ክታበት ክኽተቡ ይጠልባ

. መንገድታት ኣየር ኣውስትራልያ: Quantas: ከምኡውን Cathy Pacific: ሰራሕተኛታተን ክቱባት ንክኾኑ ጠለብ ከም ዘቕረባን ነዚ ስዒቡ ድማ መንገድታት ኣየር ሲንጋፖርን ማሌዥያን: ሰራሕተኛታተን ምሉእ ብምሉእ ዝተኸትቡ ንክኾኑ ጠሊበን ምህላወን ተሓቢሩ። ኣብ ሽወደን: ሰራሕተኛታት ንክኽተቡ ዝግደዱ ኣይኮኑን:: እንተኾነ ግና ገለ ሃገራት ኣብታ እትመጸን ነፋሪት ዘለዉ ሰራሕተኛታት: ዝተኸትቡ ክኾኑ ከም ዝሓታ ብምምልካት: መንገዲ ኣየር ሳስ: ነዚ ቅድመ ኩነት ንምፍታሕ: ነቶም ዝተኸትቡ ጥራይ ናብቶም …

Read More »

ናይ ኾቭደ ኤርፖርት፡ ንኽዕጾ እማመ ቀሪቡ

ናይ ኾቭደ ኤርፖርት፡ ኣብ ዝቕጽል ወርሒ ሰነ 2022፡ ንኽዕጾ ካብ ፈጻሚት ኮሚቴ ምምሕዳር ከተማ ኾቭደ ዝቐረበ እማመ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ናይ ኾቭደ ኤርፖርት ክዕጾ ንሓተሉ ዘለና ምኽንያት፡ ነቶም ኣብ ከባቢና ክህነጹ መደብ ተታሒዝሎም ዘለዉ ዓበይቲ ፋብሪካታት ዝኸውን እኩል ቦታ ብዘይምርካቡ እዩ ክትብል ኣደ ወንበር ፈጻሚት ኮሚቴ ምምሕዳር ኾቭደ፡ ኣተሪና ጆንሶን፡ ገሊጻ። ኤርፖርት ኾቭደ እንተድኣ ተዓጽዩ፡ ንኢንዱስትርያዊ ንጥፈታት …

Read More »

Harmony Media News 18/08/2021

Read More »

Harmony Media News 13/08/2021

Read More »

ኣመሪካ . . . መጠን ዝቕባበ፡ 5.4% በጺሑ

ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝነበረ ግዜ እንክወዳደር፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ዋጋ ኣቕሑ፡ ብ 5.4% ምውሳኹን  ካብ ክፍሊ ዕዮ እተረኽበ ስታቲስቲካዊ ሓበሬታ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብማእከላይ ገምጋም፡ 5.3% ወሰኽ ዋጋ ኣቕሑ ከረአ ከም ዝኽእል ክኢላታት ቊጠባ ሓቢሮም ምንባሮም ሮይተርስ ገሊጹ’ሎ። “እዚ ካብ ትጽቢት ወጻኢ እዩ ኔሩ፡ ግን ክንድዚ ፍልልይ የብሉን” ክብል ካብ …

Read More »

ሽወደን . . . ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ዝለዓለ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ተራእዩ

ብመሰረት መዐቀኒ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ CPIF፡ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ፡ 1.7% ምብጽሑ ክሕብር እንከሎ፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ድማ እቲ መጠን 1.6% ምንባሩ ገሊጹ። ከምዝፍለጥ፡ ወርሓዊ ገምጋም ለውጢ መጠን ዝቕባበ፡ 0.3% ክኸውን ከምዝኽእል፡ ስታትስቲክስ ሽወደን (SCB) ይሕብር ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብመሰረት መዐቀኒ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሪክስባንክ (Riksbank) ዝኾነ KPIF፡ ጽልዋ ናይቲ ለውጢ፡ ኣብ ልዕሊ መጠን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com