Tuesday , May 21 2024

ዜና

News Magazine ዜና መጽሄት -09-06-2023

Read More »

ብዙሓት ብኤለትሪክ ዝዓያ ላምብሬታ ኣብ ጎደና ምዝዋር ዘይሕጋዊ እዩ ተባሂሉ።

ኣብ ሽወደን ብኤለትሪክ ዝሰርሓ ላምብሬታ ብዝምልከት ገለ ቊጽጽር እኳ እንተተገብረ፥ ዛጊት ብዙሓት ሰባት ነዘን ላምብሬታ ንምዝዋር እንታይ ዓይነት ሕጊታት ክስዕቡ ከም ዝግብኦም ርጉጽ ሓበሬታ ከም ዘይብሎም፥ ሬድዮ ሽወደን P3 ኣጣሊላ’ላ። ንፈለማ ግዜ ካብ ዝተኣታተዋ ኣትሒዘን፥ ብኤለትሪክ ዝሰርሓ ላምብሬታ ብዜጋታት ሽወደን ኣዝየን ፍቱዋት ኮይነን እየን ጸኒሐን። ኣብ ሓሙሽተ ዝበለጻ ሞዴላት እዘን ላምብሬታ ዝሸጣ ዱካናት ድሕሪ ዘካየደቶ ዳህሳስ፥ ሲሶ ካብዘን ላምብሬታ ክሳብ …

Read More »

ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ ረድዮ-08-06-2023

Read More »

“ክቱር ሕእዘን ንልዑል ጸቕጢ ደም የቃልዕ እዩ” ሓደ መጽናዕቲ

  ብሞት እተፍቅሮ ሰብ ኣመና ምሕዛን ኣብ ስነኣእምሮኣዊን ኣካላዊን ጥዕና ኣሉታዊ ሳዕቤናት ከም ዘለዎ ተገሊጹ። ሓዘን ኣብ ልቢ ዝህልዎ ጽልዋ ዘጽንዐ ዩኒቨርሲቲ ኣሪዞና (ሕ/መ/ኣመሪካ)፡ እዚ ኲነታት ልዑል ጸቕጢ ደም ከስዕብ ከም ዝኽእል ኣጣሊሉ’ሎ። እዚ ኣብ መጽሄት “ሳይኮሶማቲክ መዲሲን” እተሓትመ መጽናዕቲ፥ ኣብ መንጎ ክቱር ሓዘንን ልዑል ጸቕጢ ደምን ዘሎ ምትእስሳር ብዝርዝር ኣብሪሁ’ሎ። ነዚ መጽናዕቲ ዝደረኸ፥ ገለ ሰባት ብሞት ዘፍቅርዎ መስበርቲ ልቢ …

Read More »

ደጋፊ PKK ዝኾነ ተቕማጢ ሽወደን፥ ናብ ቱርክ ክስትለም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሽወደን ፍቓዱ ሂቡ።

ደጋፊ ሰልፊ ሰራሕተኛታት ኩርድ (PKK) ዝኾነ ተቕማጢ ሽወደን፥ ናብ ቱርክ ክስትለም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሽወደን ፍቓዱ ሂቡ። እዚ ሰብኣይ ኣብ ቱርክ ብጒዳይ ዕጸ-ፋርስ ተፈሪዱ ብዋሕስ ድሕሪ ምፍናዉ ናብ ሽወደን ምእታዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ ኣኽባር ሕጊ ቱርክ እዚ ሰብኣይ ናብ ቱርክ ክስትለምን ማእሰርቱ ኣብ ቱርክ ክፍጸምን ከም ዝደሊ ሕቶኡ ኣቕሪቡ’ሎ። እዚ ሰብኣይ ኣብ ዝሓላፈ ዓመት ብ ፖሊስ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ምውዓሉ …

Read More »

ትሽዓተ ኣባላት ኤምባሲ ሩስያ ካብ ፊንላንድ ናብ ዓዶም ክስጐጒ እዮም ተባሂሉ።

ትሽዓተ ኣባላት ኤምባሲ ሩስያ ካብ ፊንላንድ ናብ ዓዶም ክባረሩ እዮም ተባሂሉ። ፕረሲደንት እታ ሃገር ሳውሊ ኒኒስትሮ፡ ከምኡ’ውን ኮሚተ ሚንስተራት ፖሊሲታት ወጻኢን ድሕነትን እታ ሃገር፥ ብሰሉስ ድሕሪ ዝበጽሕዎ ውሳነ እዩ እዚ ምስጓጒ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ክፍጸም ምዃኑ ተገሊጹ ዘሎ። እዞም ሰራሕተኛታት ንውዕል ቪዬና ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ብቐጻሊ ክጥሕሱ ብምጽንሖም ክስጐጒ ከም እተወሰነ መንግስቲ ፊንላንድ፥ ትማል ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። እዚ ምስጓጒ ኣብ …

Read More »

ብ ዳዕሽ እተፈጸሙ ገበናት ንምምርማር ሽወደን ልዕሊ 21 ሚልዮን ክሮና ሓገዝ ክትህብ እያ።

ኣብ ዒራቕ ብግብረሽበራዊ ውድብ ዳዕሽ እተፈጸሙ ገበናት ንምምርማር ዘኽእል ጭብጥታት ንምእካብ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ፥ ሽወደን ልዕሊ 21 ሚልዮን ክሮና ሓገዝ ክትህብ እያ። ብ ግብረሽበራዊ ውድብ ዳዕሽ ኣብ ዒራቕ እተፈጸሙ ገበናት ኣመልኪቱ፥ ብሚልዮናት ዝቚጸር ሰነዳት ናብ ዲጂታላዊ ዳታ ዝቕይር ዘሎ፥ ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ Unitad ኮይኑ፡ እዚ ገንዘብ ብቐጥታ ናብቲ ውድብ ኣታዊ ዝኸውን እዩ። እዚ መርትዖታት፥ ኣማስያኡ ዳዕሽ ኣብ ዒራቕን …

Read More »

ሕጊ ስራሕ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ ሻቕላ ይፈጥር

ሰራሕተኛታት፥ ቅድሚ እብረ ን 11 ሰዓታት ከዕርፉ ዝብል ሕጊ-ስራሕ ኣውሮጳዊ ሕብረት፥ ካብ ዝመጽእ ኣየት ኣትሒዙ ተግባራዊ ክኸውን እዩ። እንተኾነ ግና፥ እዚ ሕጊ ምቕያር ሮስተር ንኽግበር ክቕስብ ይኽእል ብዝብል ኣብ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ ሻቕላ ፈጢሩ’ሎ። ሽወደን ነዚ ሕግታት ክትትግብር ኣይጸንሐትን ዝበለ ኮሚሽን ኣውሮጳዊ ሕብረት፥ እዚ ለውጢታት ን ሕውየት ስታፍ ዕላማ ብምግባር ይትግበር ምህላዉ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። እንተኾነ ግና፥ ብምኽንያት ምብትታኽ እብረ፥ እዚ …

Read More »

grattis sverige på nationaldag!

Read More »

ሰለስተ ሚእታዊት ናይቲ ናብ “በዓልመዚ ቊጠባዊ ገበን ሽወደን’ ዝለኣኽ ጸብጻብ ጥራይ ክሲ ከም ዝቐረበሉ ተፈሊጡ።

ሰለስተ ሚእታዊት ናይቲ ናብ “በዓልመዚ ቊጠባዊ ገበን ሽወደን’ ዝለኣኽ ጸብጻብ ዘይሕጋዊ ንግድ ውሽጢ ሃገር ጥራይ ክሲ ከም ዝቐረበሉ ተፈሊጡ። እቲ መንግስታዊ ኤጀንሲ ንዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጻኦ ጸብጻቡ እዩ ነዚ ገሊጹ ዘሎ። ብርክት ዝበሉ ካብዞም ጥርዓን ዝቐረቦም ምሉእ ብምሉእ ሕጋዊ ኮይኖም ክርከቡ እንከለዉ፥ ኣዝዩ ገዚፍ መጠን ናይዚ ሕጋዊ ንግድ ፍታሕ ከም ዘይተገብረሉ ነባር ኢንስፐክተር ““በዓልመዚ ፋይናንሳዊ ምክትታል ሽወደን” ገሊጹ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com