Sunday , May 5 2024

Swedish News in Tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 17 ሰነ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ምስ መገሻታትን ናይ ዕረፍቲ ምንቅሳቓሳትን ተደሚሩ፣ ዳግማይ ናይ ምልባዕ ሓደጋ ከምዘሎ ሰብ መዚ ሓቢሮም። 2. 120 ዝኣኽላ ንኡሳን ምምሕዳራት ሽወደን ተወሳኺ ደገፍ ካብ ምእከላይ መንግስቲ ከምዘድልየን ይግለጽ ኣሎ። · ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። · ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com