ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ሎሚ ምሸት ኣብ ፖላንድ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ኣብ ዝገበረቶ ግጥም 2 ብ 0 ተሳዒራ ካብ ምጽራይ ውድ ድ ር ዋንጫ ዓለም ተገሊፋ።
ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ኣብ ዘካየደቶ ጸወታ ኣብ መስመር ምክልኻል ብዘጋጠመ ጌጋ ክትስዓር ከምዝበቀዐት ተንተንቲ ኩዑሶ እግሪ ገሊጾም።