Tuesday , May 7 2024
The Tesoro oil refinery is shown in operation on the west bank of the Missouri River in Mandan, N.D., on Tuesday, Dec. 13, 2005. Parts of the Bismarck-Mandan area had some of the worst air in the nation in terms of health risk from industrial air polution in 2000, a new analysis by the Associated Press shows. (AP Photo/Will Kincaid)

መጠን ምፍናው በካሊ ጋዝ ቻይና ካብ ድምር ኲለን ምዕቡላት ሃገራት ከም ዝዛይድ ተገሊጹ።

 

ብመሰረት መጽናዕቲ ሮድዩም ግሩፕ: ኣብ ዓመተ 2019: ቻይና: 27% ናይ ዓለምና በካሊ ጋዝ ኣመንጪያ ኣላ። ብኻልኣይ ደረጃ እትስራዕ ኣመሪካ ኮይና 11% ህንዲ ኸኣ 6.6% ከም ዘመንጭዋ እቲ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ።

ኣብ መንጎ ቻይናን ኣመሪካን ስምምዕ ክሳብ ዝብጻሕ: ኣብ ዓለምና ዝወርድ ዘሎ ክሊማዊ ለውጢ: ዝኾነ ዓይነት መፍትሒ ክርከቦ ኣይክእልን እዩ ክብሉ ተመራመርቲ ሻቕላኦም ይገልጹ ኣለዉ።

ብፍላይ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት: ካብ ኢንዱስትሪታት ቻይና ዝወጽእ መጠን ብከላ: ብሰለስተ ዕጽፊ ምውሳኹ ጒጅለ ሮዲም ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com