Wednesday , May 8 2024
Credit: Jessica Gow/TT, Martina Holmberg/TT.

ማልም፥ ብምኽንያት ውድድር ዩሮቪዥን ክራይ ገዛ ንሓደ ለይቲ 9000 ክሮና ይበጽሕ።

ብምኽንያት ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ጽምብል ውድድር ደርፊ ዩሮቪዥን፥ ኣብ ማልሞ ክራይ ገዛ ወይ ኣፓርታማ ንሓደ ለይቲ
ኣስታት 9 ሽሕ ክሮና በጺሑ ምህላዉ ተገሊጹ ። ዋጋታት ክራይ ኣባይቲ ወርሒ ግንቦት ካብቲ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ዝነበረ ማእከላይ
ዋጋ፥ ብልዕሊ ሓሙሽተ ዕጽፊ ወሲኹ’ሎ። ይኹን’ምበር ዋና ኣካያዲት ስራሕ ትካል ቦስታድ ስራተርና፡ ኡልሪካ ብሎምቪስት፡
ኣፓርታማኦም ከካርዩ ፍቓድ ዝይብሎም ሰባት፥ ኣብዚ ክዋፈሩ ከም ዘይብሎም ኣጠንቂቓ’ላ።

 

 

Credit: Jessica Gow/TT, Martina Holmberg/TT.

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com