Thursday , May 2 2024

ምስ ዳዕሽ ምትእስሳር ዘለወን ሽወደናውያን ደቂ ኣንስትዮን ደቀንን ክሳብ ሕጂ ኣብ መዓስከር ሶርያ ኣለዋ

The Kurdish self-government camp Roj for suspected IS members in northeastern Syria (AP Photo/Maya Alleruzzo)

ምስ ሽወደን ምትእስሳር ዘለወን ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮን ሓሙሽተ ቆልዑን ክሳብ ሕጂ ኣብ ሶርያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ከም ዝርከቡ ተፈሊጡ። ኣብቲ መዓሰከር ናብ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣይኤስ ዝተጸንበሩ ወጻእተኛታት ስድራቤታት ተኣሲሮም ምህላዎም ዝፍለጥ እዩ። ኣቦሓጎ 3 ካብቶም ቆልዑ ዝኾነ ሙስጦፋ፡ እቶም ቆልዑ ናብ ሽወደን ከይበጽሑ ከይሞቱ ከምዝሰግእ ንሬድዮ ኒውስ ሽወደን ገሊጹ። ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ርእይቶ ንምርካብ ናብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቶብያስ ቢልስትሮም ሕቶ ኣቕሪባ ኔራ። ወሃቢ ቃል ፕረስ ቢልስትሮም እቲ ጉዳይ ብቤት ጽህፈቱ ይረአ ከምዘሎ እኳ እንተገለጸ፡ ነቲ ሕቶ ቃለ መሕትት ግን ነጺግዎ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com