Tuesday , May 7 2024

ሽወደን ኣባል ኔቶ ምዃና ን ጽላት ኢንዱስትሪ ከዕቢ እዩ ተባሂሉ

Credit: Henrik Montgomery/TT

ወከልቲ ኢንዱስትሪ ሽወደን ኣብ መጻኢ ኣባል ኔቶ ምስ ምዃና፡ ነቲ ኣብ ኖርላንድ መጓዓዝያ ጽዕነት ንምዕባይ ዝግበር ወፍሪ ትሕተ ቅርጺ ዓብዪ ፍናን ክኸውን እዩ ክብሉ ገሊጾም። ጒጅለ ስነኣግራብ ኤስሲኤ ኣብዚ እዋን’ዚ ገለ ካብ ኣዕጻዉ ብመካይን ጽዕነት የጓዕዞ ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሓላፊ ሎጂስቲክስ ናይቲ ኩባንያ ማግኑስ ስቨንሰን ድማ ካብ ኔቶ ብፍላይ ድማ ካብ ዶብ ኖርወይ ዝቐርብ ጠለባት ምምሕያሽ ምትእስሳር መጓዓዝያ ብፍላይ ድማ ትሕተ ቅርጺ ባቡር ወፍሪ ክግበረሉ እዩ ዝብል ትጽቢት ከም ዘለዎ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com