Tuesday , May 7 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

ቀ/ሚ ኣንደርሾን: “ወራር ሩስያ ዘይሕጋዊ፡ ተዂታዂን ዘይስነመጎታዊን እዩ”።

ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ብዛዕባቲ ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪታ ብተሌቪዥን እተመሓላለፈ መግለጺ ሂባ። ናብ ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ዝያዳ ገንዘብ ክትስልዕ ምዃና ዝገለጸት ኣንደርሾን እዚ ዝካየድ ዘሎ ኲናት  ንናእሽቱ ቢዝነሳትን ሽቕለትን ሽወደን ሃስያ ከውርድ ከም ዝኽእል ኣመልኪታ።

“እዚ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኲለን ዕድለን ባዕለን ናይ ምውሳን መሰል ዘለወን ሃገራት ዝተኣወጀ እዩ” ክትብል ምግላጻ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com