Friday , May 3 2024
Credit: Henrik Montgomery/TT

ተቓወምቲ ውድባት ንምምሕዳራት ከተማ ዝያዳ ባጀት ክስላዕ ጸዊዖም

መንግስቲ ቅድሚ ሒደት ሰሙናት ባጀቱ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ኣብዚ ሰሙን ተቓወምቲ ውድባት ሽወደን እማመ ክልሰ-ሓሳባዊ ባጀት
ኣቕሪቦም። ኣብኢ ብተቓወምቲ ውድባት ቀሪቡ ዘሎ እማመ ክልሰሓሳባዊ ባጀት ሓደ ናይ ሓባርነገር እንተሎ፡ ኣብ ምምሕዳራት
ከተማን ዞባታትን ዝያዳ ወፍሪ ክግበር ምሕታቶም፡ ከምኡ’ውን መንግስቲ ኣንጻር ገበን ጕጅለታት እኹል ስራሕ ኣይዓመመን
ዝብል ነቐፌታን እዩ። ይኹን እምበር ሰልፊ ማእከላይ ኣብዚ ቁጠባዊ ፖሊሲ ካብ ምስታፍ ተቖጢቡ’ሎ።

 

 

Credit: Henrik Montgomery/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com