Wednesday , May 8 2024
Credit: Martina Holmberg / TT

ኢንዱስትሪታት መድሃኒት ንዩክሬይን ክሕግዛ እየን።

ብሰንኪቲ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬይንን ዝግበር ዘሎ ኲናት መቚሰልቲ ንዘጋጥሞም ወተሃደራትን ሲቪላውያንን ንምሕጋዝ ብዝብል ዩክሬይን ዝርዝር ዘድልያ መድሃኒታት ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ከም ዘቕረበት ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ።

እንተኾነ ግና እዚ መድሃኒታት ናብ ዩክሬይን ከም ዝበጽሕ ምግባር ርእሱ ዝኸኣለ ገዚፍ ብድሆ እዩ ክብል ኣብ ማሕበር ኢንዱስትሪ መድሃኒታት ሽወደን ኣካያዲ ፖሊሲታት በንግ ማትሰን ገሊጹ’ሎ።

ይዂንምበር ብርኪታት ተጠቒምካ መፍረ እዚ መድሃኒታት ከም ዝውስኽ ምግባር ይከኣል እዩ ክብል ማትሰን ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com