Wednesday , May 8 2024
Foto: Lars Schröder / TT kod 10510

ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝተረረ ስጒምቲታት ክወስድ ሽወደን ጸዊዓ።

ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ልሂቃን ሩስያ ትርር ዝበለ ስጒምቲ ክወስድ ሚኒስተር ሽወደን ኣብ ኣውሮዓዊ ሕብረት ሃንስ ዳልግረን ሎሚ ንግሆ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ ጸዊዑ።

ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትግበሮም ይግባእ ብምባል ሽወደን እትጽበዮም ሰለስተ ኣማራጺታት ምህላዎም ድማ ገሊጹ። እዚኣቶም ድማ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገርን ሃብታማት ሩስያ እገዳ ምጽዓን፡ ምእጋድ ደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን ስፖርተኛታት ሩስያ ካብ ጸወታታት ምእገዳ እዮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com